September 20, 2012

VOA: Interview with Dr. Welday Fitur-Part-1

VOA: Interview with Dr. Welday Fitur (Part 1)

ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ከተማ አስመራ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣካይዳ ኔራ። ዕላማ’ቲ ጉባኤ ኤርትራውያን በብዓቅሞም ኣብ ዝኽእልዎ ዝተፈላለየ ፀፍሒ ኢኮኖሚ’ታ ሃገር ገንዘቦም አዋፊሮም ኣብ ልምዓትን ዕብየትን ሃገሮም ብምክፋል ንሳቶም’ውን ተጠቀምቲ ንክኾኑ’ዩ ክብሉ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ገሊፆም።

ኣብ ቤት-ፅሕፈት ፕረዚደንት ኤርትራ ሚኒስተር ማእኸል ወፍርን ልምዓትን ዝኾኑ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት’ዮ ነዚ ገሊፆም።

ንሎሚ ቀዳማይ ክፍሊ’ቲ ቃለ-መሕትት ቀሩቡ’ሎ።

ንምስምዑ ነዚ ኣብ ትሕቲ’ዚ ጽሕፍ ንዘሎ ጠውቁ።
Dr. Welday Fitur

http://tigrigna.voanews.com/audio/audio/213945.html

Ethiopian Airlines resumes flight to Asmara

President Isaias concludes official visit to...

Speech delivered by President Isaias Afwerki at...

Eritrea reopens embassy in Addis Ababa in fresh...

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias