Report – ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውን ዓ/ብሪጣንያ...
Report – ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውን ዓ/ብሪጣንያ ካልኣይ ጉባኤኡ – ኣቃኒዑ
“2ይ ጉባኤ ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራዊያን ብድረጃ ዓባይ ብሪጣኒያ ዉሁድ ውዳበ፡ ንስኒት
፡ ንሕውየት፡ ንልምዓት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ኮቨንተሪ ተቃኒዑ”
ኣብ’ቲ ብ 2 ለካቲት 2020 ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያን ሰሜን ኣየርላንድ ኣምባሳደር እስቲፋኖስ ሃብተማሪያም ኣብ ዝተረክበሉ ካብ መላእ ዓባይ ብሪጣኒያ ካብ 11 ከተማታት ኤርትራዊያ ወከልቲ 40 ውዳቤታት ኣብ ዝተረክብሉ።
ብኣቦ መንበር ሃገራዊ ሽማግለ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ኣብ መክፈቲ እቲ ዋዕላ ኣብ ዘቅረቦ ቃል ንዕላማን መድረካዊ ዕላማ 2ይ ዋዕል ኣመልኪቱ ኣብ ዘስምዖ ቃል ፥ 2ይ ጉባኤ ሃገራዊ ሽማግለ ዓባይ ብሪጣኒያ ብከቢድ መስዋእቲ ፥ ኣብ ኣቲናዮ ዘሎና ሓድሽ መዋእልን ዳግመ ንህንጸት ሃገር ተበጊስናሉ ኣብ ዘለና ይሰላሰል ብምህላው ፥ ነቲ ጉባኤ ንምዕዋት ንዝሰርሑ ኣመስጊኑ ፥ ዕውት ዋዕላ ንክከውነሎም ድማ ተመኒዩ።
ኣስዒቡ ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣምባሳደር እስቲፋኖስ ሃብተማሪያም ኣብ ዘስምዖ ቃል ፥ 2ይ ዋዕላ ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራዊያን ዓባይ ብሪጣኒያ ኣብ ፉሉይ መድረክን ሓድሽ መዋእል ይካየድ ብምህላው ፥ ከም ኣብ ዞባ 4 ግንባር መከተን ልምዓን እንርከብ ኣብ መድባት ህንጸትን ልምዓትን ብሓፈሻ ፥ ኣብ መከተን ህዝባዊ ዲፕሎማስን ፥ ምሕያል ኮማትን ውዳቤታትን ፥ ዘሰክሞ ሓላፍነት ልዑል’ዩ ድሕሪ ምባሉ – ንመስርሕ ሰላምን ምሕዝነትን ኤርትራን ኢትዮጵያ ፥ ብሓፈሻ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብጺሒዎ ዘሎ ደረጃን ኣብ ዲፕሎማሲያውን ፥ ሓባራዊ ጽምዶን ሽርክነትን ፥ፖለትካውን ቁጠባውን ኣመልኪቱ ንተሳተፍቲ 2ይ ጉባኤ ሰፊሕ መብርሂ ሂቡን ፥ ሰላምን ምሕዝነትን ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ጎዶቦናን ዞባናን ብሓፈሻ ኣብ መድረካት ዓለም ፥ መርገጽን ቁኑዕነትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝወጸሉን ዝትራእየሉዩ ኢሉ። Read more
Eritrean community festival in UK
Eritrean community festival in UK
Asmara, 23 July 2019- The 18th annual Eritrean community festival that was underway from 20 July in the presence of Presidential Adviser Mr. Yemane Gebreab concluded with patriotic zeal.
The annual festival that was conducted in London was highlighted by cultural performances by Eritrean artists and artists from neighboring countries, seminar on the objective situation in the homeland, Shingrwa programs from the cities of Manchester, Birmingham, Nottingham, Coventry and London as well as bazaars organized by ex-combatants association and other institutions. Read more
The Guardian-Passive conduit of anti-Eritrea...
The Guardian-Passive conduit of anti-Eritrea Propaganda
By Zerai Solomon | The last few months have been exciting and full of jubilation in Eritrea – so why is the Guardian still stuck in its outdated narrative of this Horn of Africa country?
Eritrea and Ethiopia signed aPeace Declaration in July officially ending twenty years of instability and tension. Since then, regular flights resumed between the two capitals and the borders have opened for people of both countries to travel freely. Read more
Professional Forum held in London UK
Professional Forum held in London UK
London | Mr. Yohannes Fassil, member of the Advisory Board, presented the opening remarks by welcoming the participants and wishing the event a success. The aim of the forum is to start mobilising Eritrean Professionals towards the establishment of strong, viable and vibrant associations and to establish practical and formal links with institutions in Eritrea. Read more