July 21, 2018

إرتريا: أرض البحر ألجزء ألثاني: ألغضب العارم...

إرتريا: أرض البحر
ألجزء ألثاني: ألغضب العارم
بقلم الكاتب: الامين محمد سعيد

تقديم:الدكتور احمد حسن دحلي
إن مؤلف هذا الكتاب هو الأخ الأمين محمد سعيد ذات الشخصية المتعددة الأبعاد، ولذا فمن الصعوبة بمكان اختزالها في عدة كلمات معدودة في هذا المقام والمقال. فهو مناضل كبير، وسياسي مخضرم، وديبلوماسي محنك، ومفاوض متمرس، وكاتب مبدع، وقبل هذا وذاك فهو إنسان في غاية البساطة والتواضع والتفاني والصمود والحزم في القضايا التي آمن ويؤمن بها وذلك على مدى ما يربوا على أربعة عقود من تاريخ التحاقه بالثورة الإرترية منذ عام 1966م ولغاية هذه الساعة. ومازال يواصل مسيرته الطويلة والشائكة والثرية والنابضة بالتضحيات والنضالات والإبداعات في سبيل حرية واستقلال ونمو ورقي ورفعة إرتريا شعبا… as PDF

July 14, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ናይ መወዳእታ ኽፋል ስደት...

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
ናይ መወዳእታ ኽፋል
ስደት ንምዕራብ (1)

ብኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ

1- ምንጋስ ስራሕ ኣልቦነት ሳዕቤናቱን

መንግስቲ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ምቁጽጻሩ ካብ ዘረጋገጸሉ ሰዓት፣ ብዙሓት ፋብሪካ- ታትን ኣብያተ-ዕዮን ስርሓት ወደብ ባጽዕን ብፍላጥ ብምዕጻውን ምድስካሉን፣ ብዙሓት ዜጋታት ሰላምን ስራሕን ንምንዳይ ካብ ገጠራት ናብ ከተማታት ክውሕዙ ጅመሩ። ብተወሳኺ ንጥፈታት ጉጅለታት ሸፋቱ ብምዝያዱ፣ ዜጋታት ብዛዕባ ስድራቤታቶም፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ክሰግኡ ብምጅማሮምን ከምኦም ዝኣመሰሉ ኣሉታውያን ተርእዮታት ብምግንፋሎምን ኩነታት ኤርትራ፣ ኣውራ ቁጠባዊ ኩነታትን መነባብሮን ህዝብን እናበኣሰ ክመጽእ ጀመረ፣፣ከም’ዚኦም ዝኣመሰሉ ተርእዮታት ብወገኖም ንኣዕሩኽ (ኢድሪስ፣ ሓጎስ ኣርዓዶምን ኢስማዒልን ዙቡይ ዑመሪትን) ስለ ዝጸለዉ፣ ከምሳዕቤኑ ኣብ ወደብ ባጽዕ ካብ ዝነበረ ስርሖም ስለ ዝተባረሩ፣ መንብሮ ክኸፍኦም ጀመረ፣፣ ኢድሪስ’ውን ድኳኑ ከትከት ስለዝበለ ዝገዝኡ ሰባት ስለ ዝተሳእኑ ካብ ኣዕሩኽቱ ዝሓሸ ኣይነበረን፣፣ ስለ ዝኾነ ቀንዲ ስራሕ ንብዙሕ… as PDF

July 7, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 5

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
5
ጉዳይ ኢትዮጵያ እንተዘይኮይኑ፣
ጉዳይ ኤርትራ ዝበሃል የለን(1)።

1- ምግምማዕ ፖለቲካዊ ሰልፍታት
ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኤርትራ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ደምቤታት ተገማምዓ፣፣ እታ ቀዳመይቲ ብግሁድ “ምጽንባር ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ” እትጠልብ ኮይና፣ ብሰልፊ “ሕብረት” እትምራሕ ብሽም “ደምበ ኣንድነት” ተፈልጠት፣፣ እታ ካልኣይቲ ካብ ዝተፈላለያ ሰልፍታት፣ ገሊአን “ቅጽበታዊ ናጽነት” ገሊአን “ኤርትራ ንውሱን እዋን ኣብ ትሕቲ ገለ ዓበይቲ መንግስታት ብመጉዚትነት” ጸኒሓ፣ ኣብ ዝስዕብ “ናጽነት” ክትጎናጸፍ ዝጠልባ ተዋጺኣ ብ”ቀጽሪ ናጽነት” ተፈልጠት፣፣ ካብ’ዚ ብምብጋስ፣ ክልቲአን ደምበታት ምስ ኩሉ ግጭታተን፣ ነቲ ብታሕሳስ 1950 ብሕቡራት መንግስታት ዝወጸ ፈደራላዊ ብይን ኣይተቐበላኦን፣፣ ሰልፊ “ኣልራብጣ ኣል ኢስላምያ-ምብራቓዊ ጎላጉል” እንተዘይኮይኑ፣ ንፈደረሸን ዝሓተታን ዝተቐበላን ሰልፍ- ታት ኣይነበራንን፣፣ኤርትራውያን ዜጋታት፣ እንተላይ እድሪስን… as PDF

June 23, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 3

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
3
እንግሊዝ ዝኣተዎ ገዛ ካብ ምምቕቓል ኣይድሕንን (1)

1- ጥልመት መብጸዓ መግዛእቲ እንግሊዝ
ኣብ 10 ሰነ 1940፣ ፋሽሽታዊት ኢጣልያ ኲናት ኣብ ልዕሊ ብሪጣንያ፣ ፈረንሳን ሶቭየት-ሕብረትን ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ድሕሪ ምእዋጃ፣ ንጽባሒቱ ከም ግብረ-መልሲ፣ ነፈርቲ ኵናት ብሪጣንያን ንኣስመራ ደብደባ። ድሕሪ ሽድሽተ ኣዋርሕ ድማ፣ እቲ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ጀነራል ዊልያም ፕላት ኣብ ከባቢ ከሰላ ዓሪዱ ((Picture))ዝነበረ ሰራዊት ብሪጣንያ ናብ ውሽጢ መሬት ኤርትራ ኣተወ፣፣ ኣብ19 ጥሪ 1941 ንሰብደራትን (1) ካልእ ከባቢታትን ክቆጻጸር ከኣለ፣፣ ኣብ ከባቢ ከረን ኣብ ጥንቁላሓስ፣ ኣብ ሞንጎ ሰራዊት ኢጣልያን ብሱዳናውያንን ህንዳውያንን ዝተጠናኸረ ሰራዊት ብሪጣንያ ንኣርብዓ መዓልታት ደማዊ ኲናት ተኻየደ፣፣ ኣብ26…. as PDF

November 30, 2014

أمن البحر الأحمر محمد إبراهيم منصور

أمن البحر الأحمر
محمد إبراهيم منصور

أمن البحر الأحمر محمد إبراهيم منصورجمعتنى والسفير الإريترى بالقاهرة، الصديق الكريم فاسيل جبر سيلاسى مائدة حوار مهمة ضمت مثقفين مصريين وإريتريين مهمومين بالشأنين العربى والأفريقى. كنت أتمنى أن أجد من يوثقها، وربما يكون صديقنا القديم السيد/ حبيب عثمان، المستشار الإعلامى لسفارة إريتريا، قد قام بمهمة التوثيق، بما هو معروف عنه من دقة ودراية وخبرة بدروب الإعلام المصرى Read more

Contribution to bolster National Fund

Announcement from the Ministry of Health

Contribution of nationals in Scandinavian...

Announcement from the Ministry of Health...

Contribution to fight COVID-19 pandemic