March 30, 2011

فى المنتدى الذى نظمته...

فى  المنتدى الذى نظمته وزارة  الطاقة والتعدين بمدينة مصوع  تم تقديم ثلاثة أوراق  تناولت  سبل تنمية  مصادر الطاقة

قدمت  في المنتدي الذي تنظمه وزارة الطاقة والتعدين بمدينة مصوع بمناسبة الذكرى العشرين للإستقلال ثلاثة اوراق عمل تناولت سبل تنمية مصادر الطاقة .
وبعد ان قدم مسؤول وحدة الهيدروكاربون السيد تخلهيمانوت دبرظين ورقة ركزت على الخلفية التاريخية لمسوحات الوقود في البلاد قال انه وخلال العشرين عاما الماضية تم اعداد وثائق قانونية وفنية  وبمواصفات عالمية الى جانب الحفاظ على معلومات جيولوجية وجيوفيزيائية  تتعلق بأربعة ابار جاهزة مضيفا ان امام القطاع برامج كبيرة وواسعة.

Read more

ዘተኣማምን ቀረብ...

ዘተኣማምን ቀረብ ዘመናዊ ጸዓት ንምርግጋጽ ብዕቱብ ይስራሕ ከምዘሎ፣ ሚኒስተር ጸዓትን መዓድንን ኣረጋጊጹ።

ዘተኣማምን ቀረብ ዘመናዊ ጸዓት ንምርግጋጽን ኣገልግሎት ኤለክትሪሲቲ ናብ ኩሉ ከባቢታት ሃገር ንምዝርጋሕን ብዕቱብ ይስራሕ ከምዘሎ፣ ሚኒስተር ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ ኣብ መኽፈቲ ሲምፖዝዩም ሚኒስትሪ ጸዓትን መዓድንን ኣብ ዘስመዖ ቃል ኣረጋጊጹ።

ኣብ’ቲ ትማሊ ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝተኸፍተ ሲምፖዝዩም፣ ሚኒስተር ኣሕመድ፣ ኣብ ኤርትራ ቅድሚ ናጽነት ዝነበረ ትሕተቅርጺ ጸዓት ኣዝዩ ንእሽቶን ብገዛእቲ ስርዓታት ኣቓልቦ ዝተነፍጎን ምንባሩ ጠቒሱ፣ “ዓወት ናይ’ቶም ሃገራዊ ቍጠባና ንምጕልባትን መነባብሮ ህዝብና ንምምሕያሽን ዝሕንጸጹ መደባት ልምዓት፣ ኣብ ጸዓት ብእንገብሮ ወፍሪ’ዮም ዝውሰኑ” ክብል፣ ኣብ መንጎ ገጠርን ከተማን ዘሎ ጋግ ንምጽባብን ምቕርሐ ሃገራዊ ጸጋታት ንምምዕርራይን ክትግበሩ ዝጸንሑ መደባት፣ ብዝሓየለ ከምዝድፋኣሎም ገሊጹ። Read more

March in Eritrea’s History

Press Statement – EU’s Baseless and Offensive...

The Journey for Equality By: Mikal Tesfay

Ministry of Agriculture Promotes Swine and Rabbit...

Fighting Harmful Traditional Practices

Eritrea’s delegation in Sudan