October 28, 2013

Eritrea’s prominent historical sites and their...

Eritrea’s prominent historical sites and their significance in tourism

by Tsegay Mdin | Culture oriented research is a cornerstone in the nation building process as an engine to economic, social and political development in any nation. The National Museum of Eritrea was conducting researches nationwide for almost two decades in collaboration with different foreign counterparts.  Read more

October 19, 2013

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ሃብትኣብ ጽገ
ሻብዓይ ክፍሊ

ቀረብ 1989/1990
እዚ ልዒሉ ዝተጠቕሰ ብላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊት ምብ/ጀርመን ዝተዋህበ መግለጺ ብዛዕባ ውድዓዊ ኩነታት ኢትዮጵያ: ኣብ ፈለማ 1989 ብጋህዲ ክርአ ጀሚሩ:: መንግስቱ ሃይለማርያም ብዙሕ ትርጉም ዘይብሉ: ብዕለት 7.3.1989 ደብዳበ ናብ አሪክ ሆነከር ጺሒፉ:: ማዕረ ማዕሪኡ ከኣ ንሚስተር ፋሲካ ሲደሊል ናብ ምብ/ጀርመን: ብዕለት 17.3.1989: ብምልኣኽ: ንሚስተር ሆርስት ዶሉስ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ብኣካል ክገልጸሉ ፈቲኑ:: እዚ ልኡኽ መንግስቱ ከኣ: እቲ ኣዝዩ ሕማቕ ዘሎ ኩነታት ገሊጹ:: በበሃህልኡ: ህ. Read more

October 13, 2013

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ሃብትኣብ ጽገ
ሻዱሻይ ክፍሊ

ካብ 1984 ክሳብ 1989 ዝነበረ ጻውዒት ሓገዝ ኢትዮጽያ
እዚ ስዒቡ ዝግለጽ: ነቲ ኣብቲ መጽሓፍ ብዝርዝር ቀሪቡ ዘሎ ትሕዝቶ ተጾሚቑ ዝቐርብ ዘሎ ኢዩ:-

1. ጻውዒት 1984
እዚ ናይ 1984 ጻውዒት: ልክዕ ከምቲ 1977: ኮይኑ ኣብ 1988ን 1989 ዝስዓበ ጻውዒት ኢዩ:: መንግስቱ ሃይለማርያም ንኣምባሰደራት ማሕበርነታውያን ሃገራት ብዕለት 22.10.1984 ብምዕዳም: ብዛዕባ ድርቅን ሳዕቤናቱን ብፍላይ ኣብ ኤርትራ: ትግራይ: ወሎ ዘሎ ህዝቢ ንዓጸቦ ተቓሊዑ ከምዘሎ ኣመልኪቱ ውሽጣዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ገሊጽሎም:: መንግስቲ: ነቲ ሽግር ንምፍታሕ: ዓቕሙ ዘፍቅዶ’ኳ እንተገብረ: ነቶም ጸረ-ሰውራ ክቃለስ ስለዘለዎ: ዓቕሙ ከምዝተደረተ ገሊጽሎም:: ዝድለ ዘሎ ሓገዝ: መግቢ: ክዳውንቲ: ኮበርታታት: ተንዳታታት: መድሃኒታት:… ወዘተ ከምዝኾነ ሓቢሩ:: ብዙሕ ከባብታት ከኣ ብድሩትነት ዓቕሚ መጎዓዝያ: ብዙሕ መግቢ ክዝርጋሕ ኣይተኻእለን:: ነዚ ፍታሕ ክርከቦ ከኣ ኣብ ጽላት መጎዓዚያ’ውን: ከም መኻይን ጽዕነት: ነፈርቲ: ሀሊኮፕተራት ሓገዛት የድልያ ኣለዋ: ክብል መንግስቲ ገሊጹ:: Read more

October 10, 2013

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ሃብትኣብ ጽገ
ሳልሳይ ክፍሊ

IV ስለያዊ ሓገዝ
ምብ/ ጀርመን ኣብ ስለያዊ መደብ’ውን ንወተሃደራዊ ስርዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ተዋሲኣ ኢያ:: እዚ ኸኣ: ነቲ ብመንግስቱ ዝቐረበ ጻውዒት ብቐጥታ ንምድጋፍ ከምዝኾነ ይግለጽ:: ምእንት’ዚ ከኣ: እቲ ልክዕ ዕለቱ ድኣ ኣይፍለጥን’ምበር ኣብ ሓጋይ 1977 ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ውዕል ተፈሪሙ:: በዚ ውዕል መሰረት: ምብ/ጀርመን ኣማኸርትን: ኪኢላታትን ብምልኣኽ: ንምምሕዳራትን በዓል-መዝታትን ኢትዮጵያ ዘድልዮም ፍሉያት ዕማማት ከፍጽሙሎም ምእንቲ: ብዙሕ ስልጣናትን መሰላትን ክወሃቦም መደብ ወጺኡ:: ምብ/ጀርመን: ነቶም ኪኢላታት ዘድልዮም ምወላ ክትሽፍን ከላ: ንዐኦም ዘድልዮም መሳርሕታት ካብኣ ዝመጸ ኮይኑ: ብመሰረት ንግዳዊ ውዕላት ክልቲአን ሃገራት ክኸውን ተረዳዲአን:: እቶም: ኣማኸርቲ ብቐጥታ ንመንግስቱ ክረኽብዎ ከምዝኽእሉ ተገይሩ:: ብውዕል መሰረት: እዞም ኣማኸርቲ’ዚኦም ፍሉይ ተራ ዘለዎም ኢዮም:: ዓንቀጽ 2 ናይ’ቲ ውዕል ከምዝገልጾ: እቶም ኣማኸርቲን ኪኢላታትን ኣባላት ኤምባሲ ምብ/ጀርመን ኮይኖም ክርኣዩ: ግን ዲፕሎማስያዊ መዝነት ዘይብሎም ክኾኑን: ኣብቲ ሊስታ ዲፕሎማስያውያን ከኣ ከይምዝገቡን ይሕብር:: ብወገን: ማሕበርነታዊት ኢትዮጵያ ከኣ: ንኹሎም’ቶም ኣማኸርትን ኪኢላታትን: ውልቃዊ ሓለዋን: እቲ ንኹሎም ወጻእተኛታት ዲፕሎማሰኛታት ዝወሃብ „ኢሙኒቲ“ ክትህቦም ተወሲኑ:: ብግብሪ ክርአ ከሎ ከኣ: እቶም ንኣባላት ስለያ ምብ/ጀርመን ዝተዋህቦም መሰላትን ተራን: ልክዕ ከምቶም ኣማኸርቲ ገዛእትን ሓውሲ ገዛእትን ሃገራት: ዝወሃቦም ዝርአ ኢዩ:: ነቲ ንስለያዊ ትካላት ኢትዮጵያ ዝኸውን ቀረብ መሳርሕታት ካብ ምብ/ጀርመን ዝምልከት: ብ25.9.1977 ሓደ ንግዳዊ ውዕል: ኣብ ሞንጎ ክልቲአን መንግስትታት ተፈሪሙ:: ኣብዚ ውዕል’ዚ ሚኒስትሪ ሃገራዊ ጸጥታ ምብ/ጀርመን: ከም 1ይ መሻርኽቲ ተመዝጊቡ ክርከብ ከሎ: ዝተፈላለየ መሳርሕታት: ነቲ ኣብቲ ውዕል ተመዝጊባ ዘላ 2ይቲ መሻርኽቲ ማሕበርነታዊ ኢትዮጵያ: ክሸጠላ ተሰኒዱ ኣሎ:: ነዚ መሸጣ’ዚ ዘሳልጥ „ንግዳዊ ትካል ፎሩም“ ዝብል ትካል ምብ/ጀርመን ከካይድ ተወሲኑ:: እዚ ኣብቲ ውዕል: ብንጹር ትካል ምብ/ጀርመን ምዃኑ ተመዝጊቡ ዝርከብ ትካል: ነዚ ቀረብ ስለያዊ መሳርሕታት ምብ/ጀርመን ከተግብር ተመዚዙ:: Read more

October 4, 2013

ካብ ሰነዳት ታሪኽ ሃብትኣብ ጽገ- ራብዓይ ክፍሊ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ
ሃብትኣብ ጽገ- ራብዓይ ክፍሊ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ  ሃብትኣብ ጽገ- ራብዓይ ክፍሊ

4.ውድባት ኤርትራ
ካብ ሰነዳት ሰልፊ ምብ/ ጀርመን ክረአ ከምዝኽእል: እተን ውድባት ኤርትራ ኣብ ዕላምአን ፍልልይ ከምዘይብለን ኢዩ:: ማለት ንኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ነጻ ንምውጻእ ኢዩ:: እቲ ፍልልየን ኣብ ኤትኒካዊ-ሃይማኖታዊ መሰረታተንን ናይ ወጻኢ ርክባተንን ኢዩ:: Read more

Statement Delivered by H.E. Ms. Sophia...

Activities by Eritrean nationals in Diaspora

Mr. Yemane Gebreab delivers message of President...

President Isaias met and held talks with Foreign...

STATEMENT BY H.E. MS. SOPHIA TESFAMARIAM,...

Weki-Duba: Solar powered water project inaugurated