June 18, 2018

Activities of Eritrean Nationals in the Diaspora

Activities of Eritrean Nationals in the Diaspora

Asmara, 16 June 2018 – Eritrean nationals residing in Germany, the USA and Australia have conducted activities featuring programs depicting their attachment with the homeland.

Reports indicated that the National Committee in Germany conducted a two-year activity assessment meeting and adopted resolutions that will have significant impact in strengthening their activities. Read more

June 16, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 2 ቀዳማይ ምዕራፍ፣ ጥልያን...

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
2
ቀዳማይ ምዕራፍ፣
ጥልያን ቤት ዓሊ(1)

ብኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ

1- መንነትን ኣገዳስነትን ምድረ-ባሕሪ
ኣብ መፈለምታ ናይ 19 ክፍለ ዘመን፣ እተን ሓንሳብ ብሽም ምድረ-ባሕሪ፣ ሓንሳብ ድማ ብዝተፈላለየ ኣስማት ዝፍለጣ ዝነበራ ከባቢታት (ኤርትራ)፣ ኣብ ትሕቲ መግዛ- እቲ ጥልያን ብምእታወን፣ ኣብ ሓደ ውሁድ ፖለቲካውን ጂኦግራፍያውን መንነት (Identity) ብምትእስሳረንን ምጽንባረንን፣ ሓንቲ ፖለቲካዊ ተፈላጥነት ዝረኸበት፣ ብሽም ኤርትራ እትፍለጥ ሃገር ቆመት፣፣ ህላወ መግዛእቲ ኢጣልያ ብወገኑ ኣብ ምዕባ- ሌን ድልዳሌን’ዛ ውልዶ ሃገር ዓብን ኣገዳስን ተራ ተጻወተ፣፣ ካብ ጥንቲ፣ እዛ ብምኽንያት ጆኦግራፍያዊ ኣቀማምጣኣ ስሕበት ዝረኸበት ውልዶ ኤርትራ፣ ናይ ብዙሓት ኣህዛብ መሰጋገሪ ብምንባራ’ውን፣ ኣብ ከርሳ፣ ኣብ ገማግም ሩባታት ጋሸን ሰቲትን ዝሰፈሩ ኒላውያን፣ ካብ ሰሜን ሱዳን ዝመጽኡን ኣብ ሩባ… as PDF

June 9, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ቀዳማይ ክፋል ህርፋን 1

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
ቀዳማይ ክፋል
ህርፋን
1

ብኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ

መቅድም
ብዛዕባ ሕሉፍ ታሪኽና ዕሙቕ ዝበለ መረዳእታ ምስ ዝህልወና፣ ህሉው ኩነታትና ንምርዳእን ምግንዛብን ኣይክጽግመናን’ዩ። መንፈስና’ውን ብእኡ መንጽር ይሕደስን ይበራበርን’ዩ። ምኽንያቱ፣ ብጽሑፍ ዝተሰነየ ታሪኽ ዘለዎ ህዝቢ፣ ምሉእነትን ንሕናነትን ኣብ ውሽጡ፣ ማዕርነትን መን ካብ መን ዝብል ቅዱስ ውድድርን ድማ፣ ምስ ካልኦት ስለዘሕድረሉ፣ እዛ “ህርፋን” ብዝብል ስም ዝተደርሰት መጽሓፍ ሰሪታትሉ ዘላ ባይታ ድማ እዚ ዝተጠቕሰ’ዩ።ሓደ ጽሑፍ፣ ታሪኽን ልቢ ወለድን ዘወሃሃደ ምስ ዝኸውን፣ ንሂወት እናስተማቐርና ብዘይሰልኪ መገዲ ንኸነንብባ ይሕግዘና’ዩ። ኣብቲ ቀዳሞት ዝሓለፍዎ ታሪኻዊ ህይወት እናሓንበስና ድማ፣ ኣብ ስግኣቶምን ተስፍኦምን፣ ጭንቀታቶምን ራህወኦምን ኣቲና ምስኣቶም ንጎዓዝ። ካብ ዝሓለፍዎ ተመኩሮ፣ ነቲ ኣወንታ ክንዕቅቦን ከነወቕቦን ሓላፍነት የሰክመና። እቲ ጌጋታት ድማ፣ ንኽንመሃረሉን ንኸይድገም ንኽንቃለሰሉን መወከሲ ይኾነና። እዛ ብኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ ዝተደርሰት መጽሓፍ ነዚ ኣቐዲሙ ዝተጠቕሰ ብዝልካዕን ዝምዘንን ኣገባብ ዝሓቆፈት… as PDF

June 7, 2018

8th National Youth Festival

8th National Youth Festival

Sawa, 06 June 2018- The National Union of Eritrean Youths and Students (NUEYS) indicated that the 8th National Youth Festival will be conducted from 13 to 15 July in Sawa under the theme “Youth: The Vigor of Sustainable Development”. Read more

May 26, 2018

Eritrean nationals celebrate Independence Day...

Eritrean nationals celebrate Independence Day anniversary

Asmara, 26 May 2018 – Eritrean nationals in Jeddah, Saudi Arabia, and Oakland, the US, have celebrated the 27th Independence Day anniversary in fervor under the theme “Vision through Toil”. At the celebration conducted in Jeddah in which a number of nationals with their children took part was highlighted with cultural and sports programs as well as depicting the attachment they have with the homeland. Read more

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

Independence Day celebrations

Workshop on Preserving Ancient Manuscripts

A Look Back on Eritrea’s Historic 1993...

5th YPFDJ Conference in Saudi Arabia concludes

Sixteen years of unbridled violence and defiance