August 14, 2011

ህዝቢ ኤርትራ፣ ካብ...

ህዝቢ ኤርትራ፣ ካብ ኣመሪካ ክመጾ ንዝጸንሐ ተጻብኦታት ክምክቶ ብምኽኣሉ፣ ንኣመሪካ ኣብ ከቢድ ጭንቀት ከምዘውደቓ ሰሙናዊ ሓተታ ኣነጺሩ።

ህዝቢ ኤርትራ፣ ካብ ኣመሪካ ክመጾ ንዝጸንሐ ፖለቲካዊ፣ ቁጠባውን ጸጥታውን ተጻብኦታት ክምክቶ ብምኽኣሉ፣ ንኣመሪካ ኣብ ከቢድ ጭንቀት ከምዘውደቓ፣ ሰሙናዊ ተዳልዩ ዝቐርብ ሓተታ ኣነጺሩ። Read more

July 28, 2011

“መግለጺ ምምሕዳር...

“መግለጺ ምምሕዳር ኣመሪካ ንብዓት ሓርገጽ’ዩ!” ክብል ሰሙናዊ ተዳልዩ
ዝቐርብ ሓተታ ገሊጹ።

ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ዘሎ ደርቂ ብምትእስሳር፣ “ንህዝቢ ኤርትራ ክንሕግዞ እናደለና፣ ካብ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነ ሓበሬታ ክንረክብ ኣይከኣልናን” ዝብል መግለጺ ምውጽኡ “መንኮር” ዘብል ምዃኑ ሰሙናዊ ተዳልዩ ዝቐርብ ሓተታ ገሊጹ። Read more

July 24, 2011

التعليق الاسبوعي

التعليق الاسبوعي

اوضح التعليق الاسبوعي ان العامل الرئيسي لبقاء ووجود الشعب الارتري الذي حكم عليه ان يمحى من الخارطة العالمية، من اجل تحقيق المصالح الجيو سياسية للقوى الكبرى لمحافظته على موروثاته الثقافية ولغاته وقيمه الوطنية . Read more

July 10, 2011

ኣብ መስርሕ ህንጸት...

ኣብ መስርሕ ህንጸት ሃገር ካብ ዘረጋገጽናዮም ዓበይቲ ዓወታት እቲ ዝበለጸን ዝዓበየን ብርእሰ ምርኮሳ ኣፍራይነት ንምድንፋዕ ቆሪጽና ምንቃድና ምዃኑ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ።

ኣብ መስርሕ ህንጸት ሃገር ካብ ዘረጋገጽናዮም ዓበይቲ ዓወታት እቲ ዝበለጸን ዝዓበየን ባህሊ ረዲኤትን ተጸባይነትን ወጊድ ኢልና፣ እምነትና ኣብ ርሃጽናን ዕዮናን ብምንባር፣ ብርእሰ ምርኮሳ ኣፍራይነት ንምድንፋዕ ቆሪጽና ምንቃድና ምዃኑ ሰሙናዊ ዝዳሎ ሓተታ ገሊጹ።
እቲ “ኤርትራ፣ ሃገር ጻዕርን ርእሰ ምርኮሳን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝወጸ ሓተታ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ብጥሙር ፕሮግራማትን ሓያል ውዳበን ሰብኣዊን ንዋታዊን ዓቕምታትና ኣራቢሕና ሳላ ዝሰራሕና፤ ኣብ መዳይ ምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ ቀሊል ዘይኮነ ገስጋስ ክምዝገብ ከምእተኻእለ ኣነጺሩ። Read more

June 28, 2011

Belligerence of Despondency

As attempts by historic enemies of the Eritrean people resorted to carry out blatant aggression were foiled, and overt and covert ploys employed to disrupt strong national unity through the use of firepower were shattered, the UN Security Council eventually passed the 1907 sanctions resolution at the behest of the U.S. Administration. Read more

State Lunch in honor of President Isaias

Seminar by President Isaias in Sawa

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ናይ መወዳእታ ኽፋል ስደት...

Ethiopian Airlines to start operation

Ethiopian delegation expressed appreciation for...

Joint Declaration of Peace and Friendship between...