November 10, 2011

ኤርትራ ንብዙሓት ናይ...

ኤርትራ ንብዙሓት ናይ ግዳም ኣውፈርቲ እተወናውን ሃገር ኮይና ምህላዋ ተገሊጹ።

ኤርትራ – ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት፣ ኣውራ ድማ ኣብ ጽላት ዕደና፣ ኢንዱስትሪን ቱሪዝምን ብዘለዋ ሰፊሕ ናይ ወፍሪ ዕድላትን ካልእ ረቛሒታትን፣ ንብዙሓት ናይ ግዳም ኣውፈርቲ ኣህራፊት ኮይና ምህላዋ፣ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ። Read more

October 9, 2011

ኣብ ዝተፈላለየ...

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓለም ዝተጋህደ ምልዕዓል ኣህዛብ፣ ካብ ምረት ዝነቐለ ምዃኑ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ።

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓለም ዝተጋህደን ገና ዝቕጽል ዘሎን ምልዕዓል ኣህዛብ፣ ሃገር ብሃገር ነንኣሽቱ ፍሉይነታት’ኳ እንተለዎ፣ መሰረታዊ ጠንቁ ምረት ወዲ-ሰብ ምዃኑ፣ ሰሙናዊ ዝዳሎ ሓተታ ገሊጹ። Read more

October 6, 2011

ጽኑዕ ምትእስሳር...

ጽኑዕ ምትእስሳር ህዝብን መንግስትን፣ ኣብ ፍሉይ ክውንነት ናይ’ዚ ሃገር ተዀስኵሱ ዝዓበየ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ባህሊ ምዃኑ፣ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ።

ጽኑዕ ምትእስሳር ህዝብን መንግስትን፣ ኣብ ፍሉይ ክውንነት ናይ’ዚ ሃገር ተዀስኵሱ ዝዓበየ፣ ካልኦት ህዝብታትን መንግስታትን ተማህሊሎም ክረኽብዎ ዘይክእሉ፣ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ባህሊ ምዃኑ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ። Read more

August 28, 2011

ቅያታት ልምዓት፣ ኣብ...

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝርከብ ህዝብና፣ ድኽነትን ድሕረትን ንምውጋድ ብሓያል ድሌትን ተወፋይነትን ንህንጸት ሃገር ኣቐዲሙ መስዋእቲ እናኸፈለ ሓያል ጻዕሪ ሳላዘካየደ፣ ኤርትራ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ብሩህ መጻኢ ከተማዕዱ በቒዓ ምህላዋ፤ ነዚ ትስፉው መድረኽ’ዚ ድማ ኣብ ደገ ዝርከብ ሰብኣውን ንዋታውን ዓቕሚ ደቂ-ሃገር እንተተደሪዕዎ፣ ብኡ መጠን ቅያታት ልምዓት እናጐልበተ ከምዝኸይድ ርጉጽ ምዃኑ፣ ሰሙናዊ ሓተታ ኣረጋጊጹ። Read more

August 15, 2011

التعليق السياسى

التعليق السياسى

اوضح التعلبق السياسي ان الدول النامية والتى في طريق التنمية اذا لم تحقق ركائز الحياة الإجتماعية المستقرة والمتمثلة في الوئام الوطني والعدالة الإقتصادية والإجتماعية وكذا الخط السياسي الحر فلايمكن لها ان تضمن الإستقرار المتمرحل. Read more

وزير الخارجية: مصر مهتمة بتطوير علاقاتها مع...

إثيوبيا تزيف الحقائق لإخفاء جرائمها...

اخبار العالم : الأمم المتحدة: الحرب تجبر...

For Uganda and Ethiopia, it’s $200m less in US...

Construction of College of Science nearing...

US Special Operations Member Killed in Somalia