October 9, 2011

ቃለመሕትት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 2/4

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ መበል 66 ዋዕላ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ ኣብ ኒውዮርክ – ኣመሪካ ኣብ ዝቐነየሉ እዋን። ምስ መራሕትን ካልኦት ሰበ-ስልጣንን ዝተፈላለያ ሃገራትን ውድባትን ርክባት ከምዘካየደ ዝፍለጥ’ዩ፣ ብዘይካ’ዚ ካብ ዝተፈላለያ ክፍላተ-ሃገር ኣመሪካን ካናዳን ንዝተኣኻኸቡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ሰፊሕ ሰሚናር ኣካዪዱ ነይሩ፣ ክቡር ፕረዚደንት ነቲ ዕዉት ዑደት ዛዚሙ ናብ ሃገሩ ምስ ተመልሰ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ናይ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ካልኣይ ክፋል እንሆ።- […]

A Look Back on Eritrea’s Historic 1993...

5th YPFDJ Conference in Saudi Arabia concludes

Sixteen years of unbridled violence and defiance

Cabinet of Ministers holds meeting

14th YPFDJ Conference concludes

14th YPFDJ conference in Europe underway