July 14, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ናይ መወዳእታ ኽፋል ስደት...

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
ናይ መወዳእታ ኽፋል
ስደት ንምዕራብ (1)

ብኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ

1- ምንጋስ ስራሕ ኣልቦነት ሳዕቤናቱን

መንግስቲ ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ምቁጽጻሩ ካብ ዘረጋገጸሉ ሰዓት፣ ብዙሓት ፋብሪካ- ታትን ኣብያተ-ዕዮን ስርሓት ወደብ ባጽዕን ብፍላጥ ብምዕጻውን ምድስካሉን፣ ብዙሓት ዜጋታት ሰላምን ስራሕን ንምንዳይ ካብ ገጠራት ናብ ከተማታት ክውሕዙ ጅመሩ። ብተወሳኺ ንጥፈታት ጉጅለታት ሸፋቱ ብምዝያዱ፣ ዜጋታት ብዛዕባ ስድራቤታቶም፣ ህይወቶምን ንብረቶምን ክሰግኡ ብምጅማሮምን ከምኦም ዝኣመሰሉ ኣሉታውያን ተርእዮታት ብምግንፋሎምን ኩነታት ኤርትራ፣ ኣውራ ቁጠባዊ ኩነታትን መነባብሮን ህዝብን እናበኣሰ ክመጽእ ጀመረ፣፣ከም’ዚኦም ዝኣመሰሉ ተርእዮታት ብወገኖም ንኣዕሩኽ (ኢድሪስ፣ ሓጎስ ኣርዓዶምን ኢስማዒልን ዙቡይ ዑመሪትን) ስለ ዝጸለዉ፣ ከምሳዕቤኑ ኣብ ወደብ ባጽዕ ካብ ዝነበረ ስርሖም ስለ ዝተባረሩ፣ መንብሮ ክኸፍኦም ጀመረ፣፣ ኢድሪስ’ውን ድኳኑ ከትከት ስለዝበለ ዝገዝኡ ሰባት ስለ ዝተሳእኑ ካብ ኣዕሩኽቱ ዝሓሸ ኣይነበረን፣፣ ስለ ዝኾነ ቀንዲ ስራሕ ንብዙሕ… as PDF

July 7, 2018

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ 5

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ
5
ጉዳይ ኢትዮጵያ እንተዘይኮይኑ፣
ጉዳይ ኤርትራ ዝበሃል የለን(1)።

1- ምግምማዕ ፖለቲካዊ ሰልፍታት
ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኤርትራ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ደምቤታት ተገማምዓ፣፣ እታ ቀዳመይቲ ብግሁድ “ምጽንባር ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ” እትጠልብ ኮይና፣ ብሰልፊ “ሕብረት” እትምራሕ ብሽም “ደምበ ኣንድነት” ተፈልጠት፣፣ እታ ካልኣይቲ ካብ ዝተፈላለያ ሰልፍታት፣ ገሊአን “ቅጽበታዊ ናጽነት” ገሊአን “ኤርትራ ንውሱን እዋን ኣብ ትሕቲ ገለ ዓበይቲ መንግስታት ብመጉዚትነት” ጸኒሓ፣ ኣብ ዝስዕብ “ናጽነት” ክትጎናጸፍ ዝጠልባ ተዋጺኣ ብ”ቀጽሪ ናጽነት” ተፈልጠት፣፣ ካብ’ዚ ብምብጋስ፣ ክልቲአን ደምበታት ምስ ኩሉ ግጭታተን፣ ነቲ ብታሕሳስ 1950 ብሕቡራት መንግስታት ዝወጸ ፈደራላዊ ብይን ኣይተቐበላኦን፣፣ ሰልፊ “ኣልራብጣ ኣል ኢስላምያ-ምብራቓዊ ጎላጉል” እንተዘይኮይኑ፣ ንፈደረሸን ዝሓተታን ዝተቐበላን ሰልፍ- ታት ኣይነበራንን፣፣ኤርትራውያን ዜጋታት፣ እንተላይ እድሪስን… as PDF

State Lunch in honor of President Isaias

Seminar by President Isaias in Sawa

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ናይ መወዳእታ ኽፋል ስደት...

Ethiopian Airlines to start operation

Ethiopian delegation expressed appreciation for...

Joint Declaration of Peace and Friendship between...