ኣስመራ∶ ኪኖ ተፈላጥነት ከም ዓለማዊ ቅርሲ
ኣስመራ∶ ኪኖ ተፈላጥነት ከም ዓለማዊ ቅርሲ
ብዕለት 8.7.2017 ንታሪኻውን ዓለማውን ቅርስታት ዝፈልጥን ዝከታተልን ኣካል ዩኔስኮ∶ ንማእከል ከተማ ኣስመራ ከም ዓለማዊ ውርሻ ከምዘጽደቐ ይፍለጥ። እዚ ተፈላጥነት‘ዚ ንኹሉ ሃገራውን ደላይ ጽቡቕን ከምዘሐጎሶ ዘማትእ ኣይኮነን። ሓሳድን ወዲ/ጓል ሓሳድን ግን ኣይተሳእነን።ኣስመራ∶ እቲ ዝግብኣ ክብርን ቦታን ኢያ∶ በዚ ዓለማዊ ውድብ ተዋሂብዋ። ነዚ ዝጸዓተ ከኣ እቲ ዋናኣ ዝኾነ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከምዝኾነ ርዱእ ኢዩ። as PDF
ኣስመራ፣ ከተማ ሕልምታት – Asmara: City of Dreams
ኣስመራ፣ ከተማ ሕልምታት – Asmara: City of Dreams
ብዕለት 15.7.2017 ኣብ ዋና ከተማ ኣውስትርያ፣ ቪያና ንክብሪ ናይዛ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ተመዝጊባ ዘላ ከተማ ኣስመራ ኣዝዩ ድሙቕ ዝኾነ በዓል ከምዝተኻየደ ቤ.ጽ. ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤ.ጽ. ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቪያና᎓ ኣውስርትያ ሓቢሩ
እዚ ብምትሕብባር ናይዞም ሲዒቦም ዝግለጹ ኣካላት ዝተወደበ በዓል ከምዝኾነ ይግለጽ፣
1) ዪኒቨርሳል ፒስ ፈደረሽን
2) ቤ.ጽ. ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤ.ጽ. ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቪያና᎓ ኣውስርትያ
3) ማሕበር ወከልቲ ጋዜጠኛታት ኣብ ቤ.ጽ.ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቪያና᎓ ኣውስርትያ
4) ሆርን ኦፍ ኣፊርካ ፒስ ኢኒሽያቲቭ Read more
ኣስመራ፣ ከተማ ሕልምታት – Asmara: City of Dreams
ኣስመራ፣ ከተማ ሕልምታት – Asmara: City of Dreams
ብዕለት 15.7.2017 ኣብ ዋና ከተማ ኣውስትርያ፣ ቪያና ንክብሪ ናይዛ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ተመዝጊባ ዘላ ከተማ ኣስመራ ኣዝዩ ድሙቕ ዝኾነ በዓል ከምዝተኻየደ ቤ.ጽ. ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤ.ጽ. ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቪያና᎓ ኣውስርትያ ሓቢሩ።