March 29, 2016
ኤርትራ ኣብ ኣኼባ ሃገራት ሳሕለ-ሳሃራ ተሳቲፋ
ኤርትራ ኣብ ኣኼባ ሃገራት
ሳሕለ-ሳሃራ ተሳቲፋ
ኤርትራ፡ ካብ 22 ክሳብ 25 መጋቢት ኣብ ግብጻዊት ከተማ ሻርም-ኣሼኽ ኣብ ዝተቓንዐ ሓምሻይ ኣኼባ ሚኒስተራት ምክልኻል ሃገራት ምትእኽኻብ ሳሕለ-ሳሃራ ተሳቲፋ። PDF
March 24, 2016
ባይቶ ፈስትቫል ኤርትራ ጀርመን ኣብ ዘቃንዖ...
ባይቶ ፈስትቫል ኤርትራ ጀርመን ኣብ ዘቃንዖ ኣኼባ ፈስትቫል ኤርትራ “ንዕለት 02 ን 03 /07/2016 ” ከምዝካየድ የበስር !
Read the full PDF here
More Fotos here
March 14, 2016
ጉዳይ:- “መጋቢት 8 ንመሰልን ንማዕርነትን...
ጉዳይ:- “መጋቢት 8 ንመሰልን ንማዕርነትን ደቀኣንስትዮ ኤርትራ”
መጋቢት 8 ንመሰልን ማዕርነትን ደቀኣንስትዮ እተዘኻክር ብዕለት 12/03/2016 ብምምሕዳር ከተማ ቬና ብናጻ ዝተዋህበን ኣዳራሽ ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ኣውስትራውያንን ካልኦትን ተረኺቦም፣፣ Read more
March 15, 2016
ሲቪላዊ ሕጊ ሃገረ- ኤርትራ
ሲቪላዊ ሕጊ ሃገረ- ኤርትራ
መቕድም
ሰላም፣ ፍትሕን ራህዋን ዚሰፈና ብዅለንትናኣ ድማ ድልድልትን ስልጥንትን ሃገር ኣብ ምህናጽ ንመሰላትን ግቡኣትን ሕብረተሰብ ብግቡእ ዚገልጹ ሕግታት ኪህልዉ ይግባእ። ሓደ ኻብዞም ሕግታት ሲቪላዊ ሕጊ እዩ። ድሕሪ ናጻነት መላእ ሃገር ክስርሓሉ ዝጸንሐ ሲቪላዊ ሕጊ ከከም ኣድላይነቱ ምሕየሻ፣ መተካእታታትን ስረዛታትን ብምግባር መሰጋገሪ ሲቪላዊ ሕጊ ኤርትራ ተባሂሉ ኣብ 15 መስከረም 1991 ብኣዋጅ ቍጽሪ 2 ናይ 1991 ከም ዝቐውም ተገይሩ። Read more