February 24, 2016
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ወረቐት ስራሕ 14...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ወረቐት ስራሕ 14 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ወረቐት ስራሕ 14 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ21 ለካቲት ወረቐት ስራሕ 14 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ። ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ – ደንደን ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት ወረቐት ስራሖም ዘረከቡ ኣምባሳደራት፡ PDF
February 10, 2016
ሚኒስትሪ ዜና ሞያዊ ዓቕሚ ኣባላቱ የዕቢ
ሚኒስትሪ ዜና ሞያዊ ዓቕሚ ኣባላቱ የዕቢ
ሚኒስትሪ ዜና ሞያዊ ዓቕሚ ኣባላቱ ብምዕባይ – ስሉጥን ጽፉፉን ቴክኖሎጂ ስርዓተ-መራኸቢታት ንምትእትታው ዝሕግዝ፡ ኣብ ሽድሽቲኤን ዞባታት ንዝነጥፉ ኣባላቱ ስልጠና ሂቡ። PDF
February 4, 2016
ኩነኔ ፓርላማ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ...
ኩነኔ ፓርላማ ኤውሮጳ ኣብ
ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ
ሓዳስ ኤርትራ : 3 ለካቲት 2016 – የማነ ሃይለ
ፓርላማ ኤውሮጳ፡ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ናይ ሕርሻ መሬቶም ስለዝተመንጠሉ ተቓውሞ ዘስምዑ መብዛሕትኦም ሓረስቶት ኦሮሞ ንዝወሰድዎ ባርባራዊ ስጉምቲ ዝኹንን መግለጺ (Resolution) ኣውጺኡ ኣሎ። እቲ፡ ንስድራ ቤታት ናይቶም ግዳያት “ጽንዓት ይሃብኩም” ዝበለ መግለጺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቶም ዳጒንዎም ዘሎ ካብ ሞት ዘምለጡ ሓረስቶትን ካልኦት ተቓውምኦም ዘስምዑን ብህጹጽ ክፈትሖም ይጽውዕ። Read more
February 2, 2016
መደረ ዶክተር ግዮርጊስ ተኽለሚካኤል
መደረ ዶክተር ግዮርጊስ ተኽለሚካኤል
መንግስቲ ኤርትራን ኤውሮጳዊ ሕብረትን፡ ብቕድሚ ትማሊ 28 ጥሪ 2016፡ ናይ 200 ሚልዮን ዩሮ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕል ከምዝፈረሙ ዝዝከር እዩ። PDF