December 18, 2015

ዋሽንግተን-ዲሲ፡ ሰሚናር ኣምባሳደር ግርማ...

ዋሽንግተን-ዲሲ፡ ሰሚናር ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

ዋሽንግተን-ዲሲ፡ ሰሚናር ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

Read the full PDF here

December 16, 2015

ርክብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ጀርመን

ርክብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ጀርመን

ርክብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡኽ ጀርመን Read the full PDF here

December 12, 2015

ነበርቲ ደቡብ ጀርመን ውሁድ ግሎባዊ መኸተ...

ነበርቲ ደቡብ ጀርመን ውሁድ ግሎባዊ
መኸተ ንምድንፋዕ ድልውነቶም የረጋግጹ

ነበርቲ ደቡብ ጀርመን ውሁድ ግሎባዊ መኸተ ንምድንፋዕ ድልውነቶም የረጋግጹ
Read the full PDF here

ኣበርክቶ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ዝያዳ...

ኣበርክቶ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ዝያዳ ንምሕያል፡
ተራ ሓለፍቲ ሃገራውያን ውዳቤታት ክድንፍዕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

H.E. OSMAN SALEHኣበርክቶ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ መደባት መኸተን ልምዓትን ዝያዳ ንኽሕይል፡ ተራ ሓለፍቲ ሃገራውያን ውዳበታት ክድንፍዕ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን፡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብን ኣዘኻኺሮም።

ሚኒስተር ዑስማንን ኣቶ የማነን ነዚ መዘኻኸሪ’ዚ ዘቕረቡ፡ ብ6 ታሕሳስ ንሓለፍቲ ሃገራዊያን ውዳቤታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘካየዱዎ ሰሚናር’ዩ። ንተሳታፍነት ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊያን ዋዕላታትን ውጽኢቶምን ብዝምልከት መግለጺ ዘቕረበ ሚኒስተር ዑስማን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጽላታት ትምህርቲ፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ዕደና፡ ምስፋሕ ትሕተ-ቅርጽን ኣገልግሎት መጓዓዝያን፡ ምሕያል ኣህጉራዊ ዝምድናታትን ካልእን ዘሎ ብድሆታትን፡ ንምቅላሉ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታትን ብዝምልከት ዝርዝራዊ መብርሂ ሂቡ። PDF

December 4, 2015

NUEW President in Khartoum

NUEW President in Khartoum

NUEW President in KhartoumThe President of the National Union of Eritrean Women (NUEW), Ms. Tekh’a Tesfamichel, held talks with the Chairperson of the Women’s Union of the Republic of Sudan (ROS), Ms. Meryem Osman, in Khartoum on November 30th. Read more

China: Contributing to World Peace and Development

Pre-recorded Message delivered by Foreign Minister...

Meskel Holiday celebrated nationwide

The “Interventionist” and “Destabilizer”...

Reflections on the International Day of Peace

The “Needy and Less Capable” African