October 21, 2015

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር
ጃፓን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ጃፓን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣምባሳደር ኖርዮ ሙራያማ – ፍሉይ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ጃፓን ሺንዞ ኣበ ንዝተመርሐ ጉጅለ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቀትሪ ኣብ ኣዳራሽ ሃገር ተቐቢሉ፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ’ቲ ርክብ፡ ጃፓን ሓንቲ ካብ’ተን ብቊጠባን ቴክኖሎጂን ዝሰጐማ ሃገራት ከምኡ’ውን ኣብ 2016 ኣባል ባይቶ ጸጥታ እትኸውን ሃገር ከም ምዃና መጠን፡ ኣብ ምርግጋጽ ዞባዊ ሰላምን
ልምዓት ኣፍሪቃን ዓቢ እጃም ክህልዋ ትጽቢት ኤርትራ ምዃኑ ገሊጹ። PDF

October 16, 2015

ብጂኦግራፊካዊ ስርዓተ-ሓበሬታ ዝሰልጠኑ ኣባላት...

ብጂኦግራፊካዊ ስርዓተ-ሓበሬታ
ዝሰልጠኑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ተመሪቖም

ብጂኦግራፊካዊ ስርዓተ-ሓበሬታ ዝሰልጠኑ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ተመሪቖም

ብማእከል ካርታን ሓበሬታን ኤርትራ ዝተወደበ ናይ ኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ስልጠና ጂኦግራፊካዊ ስርዓተ-ሓበሬታ ዝቐሰሙ 48 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ተመሪቖም።

እቲ ኣብ ገደም ዝተዋህበ ብክልሰ- ሓሳብን ግብሪን ዝተሰነየ ስልጠና፡ PDF

October 12, 2015

ጸጥታዊ-ቅርጺ ዓለማዊ ስርዓት፡ ግህሰታት ሰብኣዊ...

ጸጥታዊ-ቅርጺ ዓለማዊ ስርዓት፡ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰልን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን

October 9, 2015

“ብነፈርቲ ሩስያ ዝተፈጸመ ምጥሓስ ክሊ ኣየር...

“ብነፈርቲ ሩስያ ዝተፈጸመ ምጥሓስ
ክሊ ኣየር ንግጭት ዝዕድም’ዩ” ኣመሪካ

“ብነፈርቲ ሩስያ ዝተፈጸመ ምጥሓስ ክሊ ኣየር ንግጭት ዝዕድም’ዩ” ኣመሪካ
See the full PDF here

October 7, 2015

ሓለፍቲ ጉጅለታት ህ. .ደ.ፍ. ን/ጨ ሰሜን ታሕታይ...

ሓለፍቲ ጉጅለታት ህ.
.ደ.ፍ. ን/ጨ ሰሜን ታሕታይ ጀርመን
ብዕለት 26. 09. 2015 ኣኼባ ኣካይዶም

ሓለፍቲ ጉጅለታት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ከተማታት ክረፈልድ፤ ቩፐርታል፤ ድዙልዶርፍ፤ ቢለፈልድን ከለንን “ምሕያል ህዝባዊ ግንባር መድረኻዊ ተልእኮ ” ብዝብል ቴማ ብዕለት 26.09.2015 ኣብ ከተማ ክረፈልድ ውድባዊ ተልእኮኦምን ውህደቶም ዘበርኽ ኣኼባ ኣካይዶም። Read more

Festival of Nationals in Germany commences

Eritrea participates at Conference on Counter...

Eritrea participates at AU extraordinary summit

Embassy of PRC organizes symposium

President Isaias meets Deputy Chairman of Sudanese...

Eritrean delegation met and held talks with...