October 27, 2015
ጋዜጣዊ መግለጺ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት...
ጋዜጣዊ መግለጺ
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ዝወሰዶ ስጒምቲ፡
ንሕጋዊ ስልጣኑ ዘማህምን’ዩ
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቶም ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2009ን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2011ን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝበየኖም ምኽኑይ ባይታ ዘይብሎም ዘይሕጋውያንን ዘይፍትሓውያንን እገዳታት፡ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክቕጽሉ ብ23 ጥቅምቲ ውሳኔ ምሕላፉ፡ ዘሕዝን’ዩ።
ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ኤርትራ፡ ንኣልሸባብ ንምሕጋዝ 2000 ሰራዊት ናብ ሶማል ከምዝለኣኸት ብሓሶት ተኸሲሳ። እዚ ጭብጢ ዘይተረኽቦ ናይ ሓሶት ክሲ፡ ኣብ 2011 እውን ተደጊሙ። ሓደ ወርሒ ቅድሚ ኣብቲ ዓመት’ቲ ዝሓለፈ ብይን እገዳ ቊጽሪ 2023፡ ኤርትራ ብመገዲ መዓርፎ ነፈርቲ ባይዶዋ ሰለስተ ጽዕነት ነፈርቲ ኣጽዋር ናብ ኣልሸባብ ከምዝለኣኸት ብሓሶት ተኸሲሳ። Read more
October 23, 2015
ዓመታዊ ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን...
ዓመታዊ ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ከባቢኣን ይካየድ ኣሎ
ዓመታዊ ፈስቲቫል ማሕበረኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ጅዳን ከባቢኣን – ስዑዲ ዓረብ፡ ብ19 ጥቅምቲ ብስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ብውዕዉዕ ኣገባብ ከምዝጀመረ፡ ልኡኻት ሚኒስትሪ ዜና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። PDF
October 21, 2015
ሚኒስተር ሃገራዊ ልምዓት፡ ምስ ልኡኽ ጃፓን ኣብ...
ሚኒስተር ሃገራዊ ልምዓት፡ ምስ ልኡኽ ጃፓን ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ
ምትሕግጋዝ ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዱ
Read the full PDF here
ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኣንጻር መራሒቶም ድምጾም...
ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኣንጻር
መራሒቶም ድምጾም ዘስምዑ ዘለዉ
ፖለቲከኛታት ጀርመን
Read the full PDF here