September 29, 2015

በዓል መስቀል ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ

በዓል መስቀል ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ

በዓል መስቀል ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ

በዓል መስቀል፡ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ መእመናን፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፣ ከምኡ’ውን ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ዝተረኽቡሉ ብ28 መስከረም ኣብ ከተማ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ መስከረም PDF

September 23, 2015

ሃንቀውታ ህዝቢ ሰንዓፈ ዘርወየት ዕለት!

ሃንቀውታ ህዝቢ ሰንዓፈ ዘርወየት ዕለት!

ሃንቀውታ ህዝቢ ሰንዓፈ ዘርወየት ዕለት!

ሓዳስ ኤርትራ
23 መስከረም 2015 – ገጽ 3
መንግስቲ ኤርትራ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምርግጋጽ ብዝሓንጸጾ ሃገራዊ ቻርተር መሰረት፡ ኩሉ ዜጋ መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና፡ ትምህርቲ መጓዓዝያ ወዘተ ከምዝረክብ ንምግባር ክሰርሓሉ ጸኒሑን ኣሎን። ኣብ ግዜ መግዛእቲ ዝነበረ ቁጽሪ ትካላት ጥዕና ምስ ናይ ድሕሪ ናጽነት ክወዳደር እንከሎ ዳርጋ ናይ ሰማይን መሬትን ፍልልይ’ዩ ዘለዎ። PDF

September 6, 2015

የዘሩት ዘር ሰብሉ ሲያምር፣

የዘሩት ዘር ሰብሉ ሲያምር፣

የዘሩት ዘር ሰብሉ ሲያምር፣

የሰብአዊ መብት ተካራካሪው ፣ደራሲው፣መምህር መስፍን ወልደማሪያም፣ የኢትዮጵያን ሳታላይት ቴሌቪዠን ጣቢያ (ኢሳትን) ሲጎበኙ ሳይ የተሰማኝ ደስታ ወሰን የለውም፤ የኢሳት ባልደረባዎች ፣ በዓለም ዙሪያ ተበትነን የምንኖር ኢትዮጵያዊያን ውጤት ቢሆንም፣ እኛም የፕሮፌሰር መስፍን ወልደማሪያም ውጤት ነን እንላለን፤ ፕሮፌሰር መስፍን ወልደማሪያም የሀገራች ሕዝብ ትክክለኛውን መረጃ እንዲያገኝ ህይወታቸውን በሙሉ መጣራቸውን ሥራቸው ይናገራል። ዛሬ ኢሳትን የመሰለ ለሕዝብ ትክክለኛ መረጃ የሚያቀርብን ተቋም በማየታችው ለክ የዘሩት ዘር ሰብል እንዳመራላቸው ያህል ነው። በዚህ አጋጣሚ በውጭ የምንኖር ኢትዮጵያውያን ባቋቋምነው ተቋም ኮርተናል፣ ይበልጥ እንድንሰራ ፣የፕሮፌሰርን መስፍን ወልደማሪያምን ተመስሌት የሆነውን ለቆሙለት ዓለማ ሳይወላውሉ መፅናትን በኢሳት ማሳየት አለብን። Read more

September 5, 2015

ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ንሃገራዊት ጋንታ...

ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ንሃገራዊት
ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ

President EritreaRead the full PDF here

September 3, 2015

ድሕረ ባይታ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ

ድሕረ ባይታ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ

ድሕረ ባይታ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲኤርትራውያን ብፍላይ ድማ እቶም  ኣንጻር ጸላኢ ዝራጸሙ ዝነበሩ ካብቲ  ፈንጠር እንተበሉ ዘጓንፎም ዝነበረ  መጽቀጥን ማእሰርትን መግረፍትን  ዝተላዕለ ነቲ ጸቒጡ ክመልኮም ዝተበገሰ  ዕጡቕ ጸላኢ ብሓይሊ ከይገጠሙ፡ PDF

Senior Eritrean delegation visit to Somalia

إرتريا أرض البحر الحلقة الثالثة ” لعلعة...

Senior Eritrean delegation left for Addis Ababa

Diplomatic activities by Eritreans in Diaspora

President Isaias met and held talks with Saudi...

President Isaias held talks with Japanese...