June 5, 2015

ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ንኣሰራርሓ ቸክ ዝምልከት...

ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ንኣሰራርሓ ቸክ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ የተኣታቱ

ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ንኣሰራርሓ ቸክ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ የተኣታቱክቡራት ኣንበብቲ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ንትውጊታት ማለት ክፍሊታት፡ ብፍላይ ድማ ንኣሰራርሓ ቸክ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ወይ ኣሰራርሓ ኣተኣታትዩ ኣሎ። ኣማሓዳሪ (ጋቨርነር) ሃገራዊ ባንክ ኣቶ ክብርኣብ ወልደማርያም ንዕላማ፡ ዓይነትን ኣገባብን ናይዚ ኣሰራርሓ’ዚ ብዝምልከት ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ስለቲ ዝሃቦ መብርሂ እናኣመስገንና፡ ጽሟቕ ትሕዝቶ ብመልክዕ ሕቶን መልስን እነሆ… PDF

Seminar to Eritrean nationals in Riyadh

Commemorations of 40th anniversary of founding of...

Eritrean community festival in Riyadh

Commemoration of 40th anniversary of founding of...

Address by Minister Amina (MOH): Meningitis...

Statement by Eritrea’s Delegation at ICPD...