March 14, 2015

መንግስቲ እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ካብ ዝህቦ ዝነበረ...

መንግስቲ እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ካብ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ
ብምኽንያት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ንገሊኡ ኣቋሪጸዮ ይብል

 መንግስቲ እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ካብ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ  ብምኽንያት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ንገሊኡ ኣቋሪጸዮ ይብል Read more

March 12, 2015

ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል ንምድማቕ...

ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል ንምድማቕ ዝተዓመ ውሁድ ስርሓት፡
ታሪኽ ኣብ ምጒላሕን ኣብ ምስግጋርን ልዑል እጃም ከምዝነበሮ ተገምጊሙ

ሓዳስ ኤርትራ : 10 መጋቢት 2015

ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል ንምድማቕ ዝተዓመ ውሁድ ስርሓት፡ ታሪኽ ኣብ ምጒላሕን ኣብ ምስግጋርን ልዑል እጃም ከምዝነበሮ ተገምጊሙ

“ፈንቅል፡ ጩራ ምሉእ ብርሃን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 12 ክሳብ 15 ለካቲት ዝተኻየደ ጽንብል ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል፡ ብህዝብን ተጋደልትን ዝተፈጸመ ቅያን ጅግንነትን ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ዝወረደ ስዕረትን ኣብ ምጒላሕን ናብ ወለዶታት ኣብ ምስግጋርን ልዑል ኣበርክቶ ከምዝነበሮ ተገምጊሙ።

እዚ ዝተገልጸ፡ ምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብ4 መጋቢት ኣብ ከተማ ባጽዕ ምስ ኩሎም መሻርኽቱ ኣብ ዘካየዶ ገምጋማዊ ኣኼባ’ዩ። Read more

March 7, 2015

ክቡር ግርማይ ፍሳሃጼን – ፈጻሚ ጉዳያት...

ክቡር ግርማይ ፍሳሃጼን – ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ
ዝኽበርኩም ሓለፍቲ ማሕበራት

ክቡር ግርማይ ፍሳሃጼን – ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ዝኽበርኩም ሓለፍቲ ማሕበራት

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን

ናይ ሎሚ ዓመት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ ትሕቲ ቁጠባዊ ዕብየት ደቀንስትዮ ዋሕስ ሃገራዊ ልምዓት ዝብል ጭርሖ ከም ወትሩ ብኽብሪ ነብዕላ ኣለና። ናይ ሎሚ ዓመት 8 መጋቢት ጡሉል ክራማትን ኣዝመራን ዲጋታትና መሊኡ ሓረስታይ ብዝለዓለ ምህርቱ ዝሓፈሰላ ዓመት ብምዃና ሓበን ይስማዓና። Read more

8 መጋቢት ኣህጉራዊ በዓል ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ...

8 መጋቢት ኣህጉራዊ በዓል ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ ጊስን ንዕለት 28.3.15

 8 መጋቢት ኣህጉራዊ በዓል ደቀኣንስትዮ ኣብ ከተማ ጊስን ንዕለት 28.3.15

Somali president returns home concluding two-day...

China: Contributing to World Peace and Development

Pre-recorded Message delivered by Foreign Minister...

Meskel Holiday celebrated nationwide

The “Interventionist” and “Destabilizer”...

Reflections on the International Day of Peace