February 23, 2015

ቤት-ትምህርቲ ቋንቋን ባህልን ቻይና ኣብ...

ቤት-ትምህርቲ ቋንቋን ባህልን ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ብምኽንያት ሓድሽ
ዓመት ቻይና ኣብ ኣስመራ ባህላዊ መደብ ኣቕሪባ

ቤት-ትምህርቲ ቋንቋን ባህልን ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ቻይና ኣብ ኣስመራ ባህላዊ መደብ ኣቕሪባ

ቤት-ትምህርቲ ቋንቋን ባህልን ቻይና ኣብ ኤርትራ ማለት ‘ኮንፊሽየስ ኢንስቲትዩት’፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ቻይና፡ ብ21 ለካቲት ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ባህላዊ መደብ ኣቕሪባ።ኣብቲ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም ዝተረኽበሉ መደብ፡ ኣምባሳደር ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ኤርትራ ሚስተር ኲዪ ሸዥን ኣብ ዘስመዖ መኽፈቲ ቃል፡ ዝምድና ኤርትራን ቻይናን ኣብ ኩሉ መዳያት ብጽቡቕ ይግስግስ ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ ‘ኮንፊሽዩስ ኢንስቲትዩት’ ባህልን ቋንቋን ቻይና ምስ ኤርትራውያን ንምልላይን ነቲ ምትእስሳር ዝያዳ ንምትራርን ዘለዎ ኣበርክቶ ዓቢ ከምዝኾነ ገሊጹ። PDF

February 15, 2015

ወግዓዊ ጽንብል ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት...

ወግዓዊ ጽንብል ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል
ብምዕሩግ ኣገባብ ተኻዪዱ

ወግዓዊ ጽንብል ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል ብምዕሩግ ኣገባብ ተኻዪዱ

ወግዓዊ ጽንብል ናይቲ “ፈንቅል፣ ጩራ ምሉእ ብርሃን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝካየድ ዘሎ ዝኽሪ ብሩራዊ እዮቤልዩ ስርሒት ፈንቅል፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሚኒስተራት፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍ፡ ሃገራውያን ማሕበራት፡ ከምኡ’ውን ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ካብ ውሽጥን ወጻእን ዝመጹ ነጋድያን ኣብ ዝተረኽቡሉ ብልዑል ማዕርግ ተኻዪዱ። PDF

February 12, 2015

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ...

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ

Amb. Araia Destaኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ቕነ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኻፈለ ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ጉጅለ ኤርትራ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬትና ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ ።

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪቃን ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣምባሳደሩ ኣርኣያ ደስታ ከም ዝበልዎ ብመሰረት እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ውሳኔን ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሉኣላዊ መሬት ኤርትራ ክስሕብ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸቕጢ ክገብር መፀዋዕታ ኣቅሪብና ክብሉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ገሊፆም ። Read more

February 7, 2015

ኤርትራ ኣብ ዓለማዊ ምርኢት መጽሓፍቲ ካይሮ...

ኤርትራ ኣብ ዓለማዊ ምርኢት
መጽሓፍቲ ካይሮ ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ ኣብ ዓለማዊ ምርኢት መጽሓፍቲ ካይሮ ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፡ ኣብ’ቲ ካብ 28 ጥሪ ክሳብ 12 ለካቲት ዝካየድ ዘሎ መበል 46 ዓለማዊ ምርኢት መጽሓፍቲ ካይሮ ትሳተፍ ከምዘላ፡ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ኣብቲ 26 ሃገራት ዝሳተፍኦ ዘለዋ ምርኢት መጽሓፍቲ፡ ኤርትራ – ታሪኻዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ባህላውን ስነ-ጽሑፋውን ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲ ኣቕሪባ ከምዘላን ሓያሎ ሰባት በጺሖምዎ ከምዘለዉን፡ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣረዲኡ። PDF

February 6, 2015

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ...

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ

AMB ARAYA DESTAኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ቕነ  ኣብ ዝተኻየደ  ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ  ዝተኻፈለ ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ጉጅለ  ኤርትራ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬትና ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር ‘ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ ።

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪቃን ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ   ኣምባሳደሩ ኣርኣያ ደስታ ከም ዝበልዎ ብመሰረት እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ውሳኔን  ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሉኣላዊ መሬት ኤርትራ ክስሕብ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸቕጢ ክገብር መፀዋዕታ ኣቅሪብና ክብሉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ገሊፆም ። Read more

ባይቶ ጸጥታን ኤርትራን ምኽንያት ምሕላፍን...

Eritrean community festival in Jeddah

President Isaias receives message from Kenyan...

Messages of congratulations

Press Statement – Issue is not the lifting...

Joint Statement of the Bahr Dar Meeting Between...