November 20, 2014

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ኣቶ ጸጋይ ካሕሳይ ...

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ኣቶ ጸጋይ ካሕሳይ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዝተረኽበሉ ተፈጺሙ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሓርበኛ ኣቶ ጸጋይ ካሕሳይ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዝተረኽበሉ ተፈጺሙ

Read the full PDF here

November 14, 2014

ተሰነይን ኣብ ከባቢኣ ዝርከብ ልምዓታዊ...

ተሰነይን ኣብ ከባቢኣ ዝርከብ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታትን፡
ተጠቀምቲ ናይ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ኤለክትሪሲቲ ኮይኖም

ተሰነይን ኣብ ከባቢኣ ዝርከብ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታትን፡ ተጠቀምቲ ናይ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ኤለክትሪሲቲ ኮይኖም

ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ሃገርና መደባት ልምዓት ብዝለዓለ ንምድራኽ፡ ኣብቲ ከባቢ ቀረብ ጸዓት ንምውሓስ ክካየድ ዝጸንሐ ስራሓት ብምዝዛሙ፡ ከተማታት ተሰነይን ጎልጅን ኣብቲ ከባቢ ዝሰላሰሉ ዘለዉ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታትን ተጠቀምቲ ናይ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ኤለክትሪሲቲ ኮይኖም። PDF

November 12, 2014

ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን-ዲሲን...

ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን-ዲሲን ከባቢኣን፡…

ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን-ዲሲን ከባቢኣን፡ . . . .

Read thefull PDF here

November 8, 2014

ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኤርትራን...

ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኤርትራን ፊንላድን ሓባራዊ
ምትሕግጋዝ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ርክባት ተኻዪዱ

 ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኤርትራን ፊንላድን ሓባራዊ ምትሕግጋዝ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ርክባት ተኻዪዱ

ኣብ መንጎ መንግስታት ኤርትራን ፊንላንድን ብዝተበጽሐ ስምምዓት መሰረት፡ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንምትሕግጋዝ ዘኽእል ኣፈናዊ ርክባት ብምክያድ፡ መደባት ስራሕ ተሓንጺጹ። PDF

November 4, 2014

መስራቲ ጉባኤን ምርጫ ኣካየድቲን ፈደረሽን ያታዊ...

መስራቲ ጉባኤን ምርጫ ኣካየድቲን ፈደረሽን
ያታዊ ስፖርት ኤርትራ ተቓኒዑ

 መስራቲ ጉባኤን ምርጫ ኣካየድቲን ፈደረሽን ያታዊ ስፖርት ኤርትራ ተቓኒዑ

 ንጥፈታት ያታዊ ስፖርት ከም  ኣካል ሃገራዊ ስፖርት ንምምዕባሉ  ውዳበን ውህደትን ኩሎም መሻርክቲ  ኣካላት ከምዘድሊ ፈደረሽን ያታዊ  ስፖርት ኤርትራ ንምቛም ኣብ  ዝተቓንዐ ጉባኤ መዘኻኸሪ ቀሪቡ፣ ኣብቲ ብዓርቢ 31 ጥቅምቲ 2014  ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት ኮሚሽን  ስፖርት ዝተኻየደን ወከልቲ ዞባታት፡  PDF

China: Contributing to World Peace and Development

Pre-recorded Message delivered by Foreign Minister...

Meskel Holiday celebrated nationwide

The “Interventionist” and “Destabilizer”...

Reflections on the International Day of Peace

The “Needy and Less Capable” African