November 28, 2014

ርእሰ ዓንቀጽ ፡ ሓዳስ ኤርትራ ፡ ግድል ፍልሰትን...

ርእሰ ዓንቀጽ ፡ ሓዳስ ኤርትራ ፡
ግድል ፍልሰትን ዘላቒ ፍታሑን

 ርእሰ ዓንቀጽ ፡ ሓዳስ ኤርትራ ፡ ግድል ፍልሰትን ዘላቒ ፍታሑን

ንሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ዓቢ ብድሆ ኮይኑወን ዘሎ ፍልሰትን ንግዲ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባትን ዝግትኣሉ መገዲ ኣመልኪቱ ዝዝቲ፡ ሚኒስተራት ሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ዝሳተፍዎ ዋዕላ፡ ሎሚ 28 ሕዳር 2014 ኣብ ርእሰ ከተማ ኢጣልያ፡ ሮማ ክካየድ እዩ። ኣብቲ ዋዕላ ዝሳተፍ ዘሎ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ
ኤርትራ ድማ፡ ኣብዚ ጉዳይ’ዚ ዘሎ መርገጺ ኤርትራን ናይ ፍታሕ እማመን ብዝምልከት ሓሳቡ ከቕርብ እዩ።
Read more

ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ...

ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂካልኣይ ክፋል
ኣብ ቀዳማይ  ክፋል ቃለ መጠይቕ፡ መርበብ ሓበሬታ ማእከል ስትራተጅያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ዘካየደቶ ቃለ መጠይቕ፡ ኣብ ውሽጣዊ ጕዳያት ኤርትራ ዘተኰረ እዩ ኔይሩ።  ኣብ’ዚ ኻልኣይ ክፋል እታ መርበብ ሓበሬታ ብዛዕባቲ ብሰብ ጕዳይ ዝተመስከረሉ፡ ኣዎንታዊ ተራ ዘበርከተ ኣህጉራዊ ዲፕሎማስያዊ ንጥፈታት ኤርትራን ናይ ወጻኢ ፓሊሲኣን ዝምርኰሰሉ ክብርታትን መትከላትን ንኸበርህ ሕቶ ኣቕሪባ።  ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነቲ ሕቶ ብዕምቈት መሊሱ፣ ከምኡ’ውን ኵነታት ጐረባብቲ ሃገራት ንኽገልጽ ዝቐረበሉ ጥያቐ ምርኵስ ብምግባር፣ ሽግር ሶማልን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ፍጻመታትን ምዕባለታቱን፡  ጸገማት የመንን ሕሉፍን ህልውን ጕዳያት ሱዳን ኣብሪሁ።ነቲ ዝተሰንዐ ‘‘ዶባዊ ምስሕሓብ’’ ኤርትራን ጂቡትን ብተበግሶ ቐጠር ዝተጀመረ መንጎኝነትን ኣመልኪቱ’ውን መብርሂ ሂቡ። Read more

November 25, 2014

ህዝባዊ ሰሚናር መኸተ 2ይ ክፋል ደቡባዊ ጀርመን...

ህዝባዊ ሰሚናር መኸተ 2ይ ክፋል ደቡባዊ ጀርመን ኣብ ከተማ ንሩንበርግ:ብዓወት ተዛዚሙ

ህዝባዊ ሰሚናር መኸተ 2ይ ክፋል ደቡባዊ ጀርመን ኣብ ከተማ ንሩንበርግ:ብዓወት ተዛዚሙ

ብዕለት 15.11.2014 ኣብ ትሕቲ ”መኸተ ድርዕና ስራሕ ክብርና ” ዝብል ቴማ : ኣብ ከተማ ንሩንበርግ ጀርመን ብዓወት ተዛዚሙ :

ናይ ሰለስተ ከተማታትን ከባቢኡን ማለት : ንሩንበርግ ; ሙንሸን (ሙኒክ) ; ኡሉም : ሽ/መኸተ ብምውህሃድ ምስ ምትሕብባር ፈ/ሽ/መኸተ ጀርመን ዞባ ደቡብ : ዝተወደበ ብርክት ዝብሉ ሃገራውያን ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝተጋብእዎ ዕዉት መኸተ ተኻይዱ :

ኣላዪ መደብ ኣቶ ተስፎም ተኽለ : ብዝክረሰማእታት ነቲ ሰሚናር ምስከፈቶ : ኣቶ ኣሚነ ገ/ማርያም ኣ/መ ማ/ኮ ንሩንበርግን ከባቢኡን : ንተሳተፍቲ ሰሚናር ናይ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም መልእኽቱ ብምስማዕ : ሰሚናር ብዓወት ንኽዛዘም ሰናይ ትምኒቱ ገለጸ: Read more

ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ...

ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ቃለ መጠይቕ ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ቀዳማይ ክፋል
መርበብ ሓበሬታ ማእከል ስትራተጅያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣዳራሽ ቤተ መንግስቲ ዋና ኸተማ ኣስመራ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንኽልተ ሰዓትን ፈረቓን ዝቐጸለ ዓሚቚን ነዊሕን ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ። ነዚ ብኣጋጣሚ ምድላዋት መበል 20 ዓመት ዝኽሪ በዓል ናጽነት፡ ዓወታትን ብድሆታትን ሃገረ ኤርትራ ብዝምልከት ዝቐረበሉ ሕቶታትን ዝሃቦ መልስን ገምጋምን ዓሚቚን ኣገዳስን ሓበሬታትን ትንታነታትን ዝሓዘ’ዩ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ተመኵሮ ሽዱሽተኣን ዞባታት ኤርትራን ምዕባለአንን፡ ኣብቲ ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ልምዓት ኣብ ህዝባዊ ተሳትፎ ዝምርኰስ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ መስርሕ ዘሎንና መረዳእታ ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ከምኡ’ውን ኤርትራዊ መንእሰይ ጽቡቕ ወራሲ ካብ ጽቡቕ ኣውራሲ ምእንቲ ክኸውን፡ ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ኣብ ምህናጽ ኣፍራዪ መንእሰይ ንእተጻወቶ ዘላ ኣዎንታዊ ተራ ዘርዚሩ። ብተወሳኺ ነቲ ብቝጽሪ 1907 ዝፍለጥ ብኣህጉራዊ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዓማጽን ፍትሒ ዝረገጸን ውሳነ ዓሚቝ  ነቐፌታዊ ትንታነ ሂቡሉ። Read more

November 23, 2014

(VOA) መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ...

(VOA) መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ካምፕታት እናሰርሐ ካብ ዓለም ገንዘብ ይበልዓሎም ኣሎ – ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

Ambassador Girma Asmeromመንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሃገሩ ንዝሰግሩ ኤርትራውያን ዘይሕጋዊ ካምፕታት እናሰርሐ ካብ ዓለም ገንዘብ ይበልዓሎም ኣሎ – ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም

ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም፡ ካብ ሰላም ዘላ ሃገር መጺኦም ብኢትዮጵያ ክሓልፉ ንዝደልዩ ኤርትራውያን፡ ኣብ ካምፕታት ኣእቲኻ፡ ስደተኛታት`ዮም ኢልካ ካብ ኣህጉራዊ ጉዳይ ስደተኛታት ገንዘብ ምድላብ ኣምር ዝሰሓተ`ዩ ኢሉ።

Senior Eritrean delegation visit to Somalia

إرتريا أرض البحر الحلقة الثالثة ” لعلعة...

Senior Eritrean delegation left for Addis Ababa

Diplomatic activities by Eritreans in Diaspora

President Isaias met and held talks with Saudi...

President Isaias held talks with Japanese...