October 27, 2014

መቕድም

መቕድም

ብኢሳይያስ ኣፍወርቂ
ፕረዚደንት ኤርትራ

መቕድም ብኢሳይያስ ኣፍወርቂ ፕረዚደንት ኤርትራ

October 14, 2014

ኤርትራ ኣብ ጒዕዞ ምርግጋጽ ማሕበራዊ ፍትሒ...

ኤርትራ ኣብ ጒዕዞ ምርግጋጽ ማሕበራዊ
ፍትሒ ኣመዝጊባቶ ዘላ ገስጋስ፡ ንዘይተጸዓድነት
ህዝባን መንግስታን ዘነጽር ምዃኑ ተገሊጹ

ኤርትራ ኣብ ጒዕዞ ምርግጋጽ ማሕበራዊ ፍትሒ ኣመዝጊባቶ ዘላ ገስጋስ፡ ንዘይተጸዓድነት ህዝባን መንግስታን ዘነጽር ምዃኑ ተገሊጹኤርትራ ኣብ ጒዕዞ ምርግጋጽ ማሕበራዊ ፍትሒ ኣመዝጊባቶ ዘላ ገስጋስ፡ ንሓያል መኸተን ዘይተጸዓድነትን ህዝባን መንግስታን ዘነጽር ምዃኑ፡ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ብ4 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ጊሰን – ጀርመን ኣብ ዘካየዶ – ብመንእሰያት ህግደፍ ዝተወደበ ሰሚናር ገሊጹ።

ብሳላ ውሁድ ጻዕርናን መኸተናን፡ ከም ሃገር ኣብ ድልዱል መንጠሪ ባይታ ረጊጽና ምህላውና ዝጠቐሰ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል፡ ንዝበለጸን ውሑስን መጻኢ፡ ዜጋታት ብሓያል ሃገራዊ ሓድነት፡ መኸተን መንነትን መደባት ህንጸት ሃገር ንምዕዋት ተሳታፍነቶም ከዕዝዙ ኣዘኻኺሩ። Read more

October 1, 2014

ሕቡራት ሃገራት ዳግም ክስራሕ፡ ክህነጽን...

ሕቡራት ሃገራት ዳግም ክስራሕ፡ ክህነጽን ክብወዝን ኣለዎ ኢሎም ሚንስተር ወጻኢ ኤርትራ

Eritrean-Foreign-Minister Osman Salihዖስማን ሳሊሕ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዳርጋ ካብ ቅድሚ 70 ዓመት ሒዝዎ ዝጸንሐ ኣቃውማ፡ ነዚ ሎሚ ዘሎ ፖሊቲካውን ባህላውን ክውንነት ዘንጸባርቕ ኣይኮነን ኢሎም።

Read more

Interview of President Isaias Afwerki with...

Remarks of H.E. Osman Saleh Minister of Foreign...

Joint Declaration Between the Federal Democratic...

The Guardian-Passive conduit of anti-Eritrea...

President Isaias met and held talks with Russian...

Joint Press Statement following the visit by the...