May 25, 2014

ወግዓዊ ጽንብል መበል 23 ዓመት ናጽነት ብልዑል...

ወግዓዊ ጽንብል መበል 23 ዓመት ናጽነት ብልዑል ማዕርግ ተባዒሉ

http://50.7.16.234/hadas-eritrea/haddas_ertra_25052014.pdfወግዓዊ ጽንብል መበል 23 ዓመት ናጽነት፡ ብደረጃ ሃገር ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ብምኽትል ፕረዚደንት ኣሰይድ ኢብራሂም ገንዱር ዝተመርሐን ኣመሓደርቲ ዞባታት ቀይሕ ባሕሪን ከሰላን ዝርከብዎን ልኡኽ መንግስቲ ሪፓብሊክ ሱዳን፡ ኣምባሳደራት፡ ዲፕሎማሰኛታትን ካብ ውሽጥን ወጻእን ዝመጹ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ዜጋታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት ብልዑል ማዕርግ ተባዒሉ። PDF

May 15, 2014

“ምድላዋት ጽንብል ዝኽሪ ፈስቲቫል ቦሎኛ ኣብ...

“ምድላዋት ጽንብል ዝኽሪ ፈስቲቫል ቦሎኛ ኣብ ምጽፋፍ
ይርከብ” ኣምባሳደር ዘመደ

“ምድላዋት ጽንብል ዝኽሪ ፈስቲቫል ቦሎኛ ኣብ ምጽፋፍ ይርከብ” ኣምባሳደር ዘመደ
Read the fill PDF here

May 5, 2014

ሚኒስተር ኣሚና ኑርሕሴንን ፈደራላዊ ሚኒስተር...

ሚኒስተር ኣሚና ኑርሕሴንን ፈደራላዊ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳንን፡ ኣብ ምድንፋዕ
ክልተኣዊ ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝ ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዶም

ሚኒስተር ኣሚና ኑርሕሴንን ፈደራላዊ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳንን፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝ ዘተኰረ ርክብ ኣካዪዶም

ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴንን ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ፈደራላዊ ሚኒስተር ጥዕና ሪፓብሊክ ሱዳን ኣሰይድ በሓር እድሪስ ኣቡግርዳን፡ ብ3 ግንቦት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝ ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም። PDF

May 2, 2014

ሃኮሰኤ ከካይዶ ንዝጸንሐ ገስጋስ ልምዓት...

ሃኮሰኤ ከካይዶ ንዝጸንሐ ገስጋስ ልምዓት ብዝለዓለ ናህሪ
ከምዝቕጽሎ ብኣጋጣሚ 1 ግንቦት ሓቢሩ

ሃኮሰኤ ከካይዶ ንዝጸንሐ ገስጋስ ልምዓት ብዝለዓለ ናህሪ ከምዝቕጽሎ ብኣጋጣሚ 1 ግንቦት ሓቢሩ
Read the full PDF here

President Isaias met and held talks with Saudi...

President Isaias held talks with Japanese...

Ethiopian Government and OLF sign Reconciliation...

President Isaias held talks with senior Ethiopian...

رتريا أرض البحر الغضب العارم الفصل الثاني...

Statement By Mr. Nebil Said, Counsellor, Permanent...