January 15, 2014

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር ዙር ጋቦን 2014

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር ዙር ጋቦን 2014

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር ዙር ጋቦን 2014

ብድራር ፍሰሃየ
ካብ 13 ጥሪ 2013 ጀሚሩ ኣብ ጋቦን ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ቅድድም ብሽክለታ እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ኣብ ካላኣይ መድረኽ ውድድር ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊባ።

ኣብቲ 120 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ናይ ካልኣይ መኣልቲ ውድድር ተቐዳዳማይ ሜሮን ኣማኑኤል 5ይ ደረጃ ከምኡ’ውን መትከል ኢዮብ ሻምናይ ደረጃ ብምሓዝ ምስ ብሉጻት ኣሰርተ ተቐዳደምቲ ተሰሪዖም ውድድሮም ክፍጽሙ እንከለዉ፣ ተስፎም ዑቕባማርያም መበል 21፣ ክንድሽሕ ደበሳይ መበል 27፣ ኣማኑኤል ገ/ሔ መበል 31 ሜሮን ተሾመ ድማ መበል 71 ደረጃ ተሰሪዖም ውድድሮም ዛዚሞም። Read more

January 10, 2014

ካብ 13 ክሳብ 19 ጥሪ 2014 ኣብ ጋቦን ኣብ ዝካየድ...

ካብ 13 ክሳብ 19 ጥሪ 2014 ኣብ ጋቦን ኣብ ዝካየድ ብዙር ‘ላትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ’ 2014 La Tropicale Amissa Bongo ኣብ ዝጽዋዕ ቅድድም እትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሎሚ ዓርቢ 10 ጥሪ 2014 ወጋሕታ ናብ ከተማ ሊብረቪል(ጋቦን) ኣምሪሓ።

894

By- Dirar Fessahaye
እታ ብኣሰልጣኒ ዮናስ ዘካርያስ እናተኣለየት ንተቐዳደምቲ ተስፎም ዑቕባምርያም፣ ሜሮን ተሾመ፣ ሜሮን ኣማኑኤል፣ ክንድሽሕ ደበሳይ፣ መትከል ኢዮብ ኣማኑኤል ገ/ሔርን ብምሓዝ ውድድራታ እተካይድ ሃገራዊት ጋንታ ኣብቲ ሓያለ ናይ ወጻኢ ሃገራት ፕሮፊሽናል ክለባት ዝሳተፋኦ ዙር በዳሂ ተወዳዳርነት ከምዝጽበያ ኣሰልጣኒ ዮናስ ዘካርያ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ።
Read more

ኣፍልጦ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ሕጊ ንምዕባይን ዝምድና...

ኣፍልጦ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ሕጊ ንምዕባይን ዝምድና ህዝብን ፖሊስን ንምድንፋዕን፡ ተራ ማዕከናት ዜና ክሕይል፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኣዘኻኺሩ፣

ኣፍልጦ ሕብረተ-ሰብ ኣብ ሕጊ ንምዕባይን ዝምድና ህዝብን ፖሊስን ንምድንፋዕን፡ ተራ ማዕከናት ዜና ክሕይል፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኣዘኻኺሩ፣ኣፍልጦን ንቕሓትን ሕብረተ-ሰብ ኣብ ሕጊ ብምዕባይ ዝምድና ህዝብን ፖሊስን ንምድንፋዕ፡ ከምኡ’ውን እዋናዊ ሓበሬታ ብቅልጡፍ ኣብ ምትሕልላፍ ጻዕሪ ማዕከናት ዜና ዝያዳ ክሕይል ከምዘድሊ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ ብ9 ጥሪ ንኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር ገሊጹ፣

ኮሎኔል መሓሪ ዝሃቦ ሰሚናር፡ ተርእዮ ገበናት ብደረጃ ሃገር ኣብ ዓመተ 2013 ከምዝነከየ፡ እንተኾነ ግን ሓደጋታት ትራፊክ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣሰካፊ እናኾነ ይመጽእ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ነዞም ኣብ ምዕባለ ሃገር ኣሉታዊ ሳዕቤን ዘለዎም ጉዳያት ኣብ ምክልኻልን ምውጋድን፡ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ጻዕርታቶም ከሐይሉ ኣዘኻኺሩ፣ Read more

January 9, 2014

ጥዕና ዘለዎ ሽርክነት፡ ናይ ወትሩ ልምዓታዊ...

ጥዕና ዘለዎ ሽርክነት፡ ናይ ወትሩ
ልምዓታዊ መትከል ኤርትራ

ጥዕና ዘለዎ ሽርክነት፡ ናይ ወትሩ ልምዓታዊ መትከል ኤርትራ

ኣብ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ተመዝጊቡ ዘሎ ልምዓታዊ ዓወት፡ ናይ መወዳእታ ዘይኮነ፡ መጀመርታ ናይ ተኸታተልቲ
ዓወታት እዩ። ምርኣይ፡ ምእማን ስለዝኾነ ግን፡ ንኹሉ ኣብዛ ሃገር
ዝተሰላሰለ ናይ ዳግመ-ሕውየት ስርሓት ብኣካል ምዕዛብ፡ ጭቡጥ ስእሊ

PDF >>

January 8, 2014

ሃገራዊ ውድድር ጉያ ጽርግያ 21 ኪ/ሜ ኣብ ከተማ...

ሃገራዊ ውድድር ጉያ ጽርግያ 21 ኪ/ሜ
ኣብ ከተማ ከረን ተኻይዱ

ሃገራዊ ውድድር ጉያ ጽርግያ 21 ኪ/ሜ ኣብ ከተማ ከረን ተኻይዱ

By- Dirar Fessahaye

# ኦሊምፒካዊ ኣትለት ሳሙኤል ጸጋይ ሃገራዊ ሪከርድ ኣመሓይሹ
ሃገራዊ ፈደረሽን ኣትሌቲክስ ኤርትራ ዓመታዊ ካብ ዘካይዶም ረዘንቲን ሃገርና ኣብ ዓለማዊ መድረኻት ስፖርት ብተደጋጋሚ ስማ ከተጸውዓሉ ዝኸኣለትን ናይ 21 ኪ/ሜ ውድድር ጉያ ጽርግያ ብሰንበት 5 ጥሪ 2014 ኣብ ዞባ ዓንሰባ ከተማ ከረን ብድምቀት ኣካይዱ። Read more

China: Contributing to World Peace and Development

Pre-recorded Message delivered by Foreign Minister...

Meskel Holiday celebrated nationwide

The “Interventionist” and “Destabilizer”...

Reflections on the International Day of Peace

The “Needy and Less Capable” African