January 23, 2014

“ኣብ መንጎ ዓድታት ንዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ...

“ኣብ መንጎ ዓድታት ንዘሎ ዶባዊ
ምስሕሓብ መንግስቲ ከመይ ይርእዮ

“ኣብ መንጎ ዓድታት ንዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብ መንግስቲ ከመይ ይርእዮ
Read the full PDF here

January 22, 2014

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ናይ...

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ
ናይ ዙር ጋቦን ውድድራ ፈጺማ

  ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ናይ ዙር ጋቦን ውድድራ ፈጺማብድራር ፍሰሃየ
ካብ 13-19 ጥሪ 2014 ኣብ ጋቦን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ብ Latropicale Amissa Bongo ኣብ ዝጽዋዕ ኣህጉራዊ ቕድድም ክትሳተፍ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ውድድራ ዛዚማ።

ኣብቲ 5 ፕሮፌሽናል ኤውሮጳውያን ጋንታታትን 8 ሃገራት ኣፍሪቓን ዝተሳተፋሉን ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ፈረንሳዊት ክለብ Europcar ናትናኤል ብርሃነ ጎብለል ዝኾነሉን ሓያል ውድድር ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንፕሮፌሽናል ጋንታታት ፈረንሳ፣ ቤልጁም፣ ስጳኛን፣ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃ/ጋ/ሞሮኮን ስዒባ ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ ውድድራ ክትዛዝም እንከላ ብድምር ውጸኢት ተቐዳዳማይ መትከል ኢዮብ መበል13፣ ክንድሽሕ ደበሳይ መበል 20፣ ሜሮን ተሸመ መበል 25 ተስፎም ዑቕበማርያም መበል 29፣ ኣማኑኤል ገ/ሄር መበል 30 ከምኡ’ውን ሜሮን ኣማኑኤል መበል 35 ደረጃታት ተሰሪዖም ውድድሮም ዛዚሞም። Read more

January 20, 2014

ዝምድናታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ ሓድሽ መድረኽ...

ዝምድናታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ
ሓድሽ መድረኽ ኣትዩ ከምዘሎ ፕረዚደንት
ኢሳይያስን ፕረዚደንት ኣልበሺርን ኣረጋጊጾም

 ዝምድናታት ኤርትራን ሱዳንን ናብ  ሓድሽ መድረኽ ኣትዩ ከምዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ፕረዚደንት ኣልበሺርን ኣረጋጊጾም
Read the full PDF here

January 19, 2014

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኽብሪ ፕረዚደንት...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኽብሪ ፕረዚደንት ኣልበሺር ናይ
ድራር እንግዶት ገይሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኽብሪ ፕረዚደንት ኣልበሺር ናይ ድራር እንግዶት ገይሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንኽብሪ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሱዳን ፊልድ ማርሻል ዑመር ሓሰን ኣሕመድ ኣልበሺር፡ ብ16 ጥሪ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ናይ ድራር እንግዶት ገይሩ። PDF

January 15, 2014

ኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ...

ኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ
ንኣሰልጣኒ ሙሴ ኣስሄል ሸሊሙ

ኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ንኣሰልጣኒ ሙሴ ኣስሄል ሸሊሙብድራር ፍሰሃየ
ኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ( CAC) ኣብ ዓመተ 2012 ከምኡ’ውን 2013 ኣብ ዝተኻየዱ ተኸታተልቲ ውድድራት ሻምፕዮና ኣፍሪቃ (African continental Championship’s) ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ መሪሑ ዝነኣድ ብቕዓትን ብሉጽ ውጽኢትን ክትዓትር ዕዙዝ ኣበርክቶ ንዝገበረ ኣሰልጣኒ ሙሴ ኣስሄል ናይ ኣፍሪቃ ዝለዓለ ናይ ኣሰልጣንነት ሽልማት ( Africa’s Distinguished Coach Award ) ምሃቡ ሃገራዊ ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሓቢሩ። Read more

President Isaias met and held talks with Saudi...

President Isaias held talks with Japanese...

Ethiopian Government and OLF sign Reconciliation...

President Isaias held talks with senior Ethiopian...

رتريا أرض البحر الغضب العارم الفصل الثاني...

Statement By Mr. Nebil Said, Counsellor, Permanent...