November 26, 2013

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ፕረዚደንት ኣልበሺርን፡...

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ፕረዚደንት ኣልበሺርን፡ ፈስቲቫል ቱሪዝም ዞባ ቀይሕ-ባሕሪ ሱዳን ከፊቶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ፕረዚደንት ኣልበሺርን፡ ፈስቲቫል ቱሪዝም ዞባ ቀይሕ-ባሕሪ ሱዳን ከፊቶምRead full PDF here

November 15, 2013

ኣባላት ህግደፍ ንኡስ ጨንፈር ሰሜን ጀርመን፡...

ኣባላት ህግደፍ ንኡስ ጨንፈር ሰሜን ጀርመን፡
ሃገራዊ መደባት ልምዓት ንምዕዋት ድ
ዋት ምህላዎም ኣረጋጊጾም፣

ኣባላት ህግደፍ ንኡስ ጨንፈር ሰሜን ጀርመን፡ ሃገራዊ መደባት ልምዓት ንምዕዋት ድ ዋት ምህላዎም ኣረጋጊጾም፣

ኣባላት ህግደፍ ንኡስ ጨንፈር ሰሜን ጀርመን፡ መሳርዖም ኣደልዲሎም ሃገራዊ መደባት ልምዓት ንምዕዋት ከም ወትሩ ድሉዋት ምህላዎም፡ ዓመታዊ ንጥፈታቶም ንምግምጋም ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ኣረጋጊጾም፣

ካብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣቶ ዮውሃንስ ወልዱ ንተሳተፍቲ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ እቶም ዜጋታት ጸጋታት ሃገሮም ኣብ ረብሓኦምን ረብሓ ሃገሮምን ንምውዓል፡ ኣብ ሃገሮም ንዝተፈጥረ ንዜጋታት ቀዳምነት ዝህብ ዕድላት ወፍሪ ብተገዳስነት ክጥቀሙሉ ኣዘኻኺሩ፣ Read more

November 14, 2013

ሰባት ኣብ ምቕታል ንፉዕ’የ” ባራክ ኦባማ

ሰባት ኣብ ምቕታል
ንፉዕ’የ” ባራክ ኦባማ

ሰባት ኣብ ምቕታል ንፉዕ’የ” ባራክ ኦባማፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ብጉዳይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ’ታ ሃገር ኣመልኪቱ ምስ ላዕለዎት ኣማኸር ኣብ ዝዘራረበሉ ዝነበረ እዋን፡ “ሰባት ኣብ ምቕታል ንፉዕ’የ” ብምባል በቲ ሃገሩ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ እናተጠቕመ ኣብ ፓኪስታን፡ ኣፍጋኒስታንን ካልኦት ሃገራትን እተካይዶ ቅትለት ሰለማውያን ሰባት ቅጭጭ ከምዘይብሎ ዘረጋግጽ ዘረባ ወስ ምባሉ ተሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ካብ ቤተ መንግስቲ ዋይትሃውስ ዝለሓዀ ሓበሬታ፡ ፕረዚደንት ኦባማ ነቲ መስደመም ዘረባ ኣብ 2012 ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ጎስጓስ’ዩ ተዛሪብዎ። ጋዜጠኛታት ማርክ ሃልፐሪንን ጆን ሄልማንን ነዚ ዘረባን ካልእ ብባራክ ኦባማ ዝተፈጸመ ጉድለትን ብዝምልከት “ዳብል ዳውን፡ ገይም ቸንጀር” ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ ብምሕታም ነቲ ሓበሬታ ናብ ህዝቢ ዘርጊሖሞ ይርከቡ። ቤተ መንግስቲ ዋይቲ ሃውስ ብዛዕባ’ቲ ኣብ መጽሓፍ ዝሰፈረ ሓበሬታ ኣመልኪቱ መብርሂ ካብ ምሃብ ተቖጢቡ ኣሎ። ኣብታ መጽሓፍ፡ ባራክ ኦባማ ንምክትል ፕረዚደንት ጆ ባይደን ብጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሂላሪ ክሊንተን ንምቕያር ውጥን ከምዝነበሮን ከይተግበሮ ከምዝተረፈን ይጥቀስ። ኣብ 2009 ሽልማት ኖቤል ሰላም ዝተቐበለ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ፓኪስታን፡ ኣፍጋኒስታንን የመንን ዘካይዶ ዘሎ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ቀንዲ ግዳያት ናይቲ ደብዳብ ሰለማውያን ሰባት ይኾኑ ምህላዎም ይፍለጥ። PDF

November 6, 2013

ነብስና ንፈትሽ

ነብስና ንፈትሽ

Read more

International Youth Day observed

President Isaias met and held talks with Crown...

Agreement on Peace, Friendship and Comprehensive...

Meeting of Presidents Isaias Afwerki and Ismail...

President Isaias met and held talks with Crown...

Eritrean Delegation led by Mr. Abdelkadir Hamdan...