ሃገራዊ ባንክ ደም ኤርትራ ዳግማይ ምስክር...
ሃገራዊ ባንክ ደም ኤርትራ ዳግማይ ምስክር ብቑዕነት ቀረብ
ውሑስ ደም ተዋሂቡ
ሃገራዊ ባንክ ደም ኤርትራ፡ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ማእከል ደረጃታት ባንክ ደም፡ ዳግማይ ምስክር ብቑዕነት ቀረብ ዉሑስ ደም ተዋሂቡ። ብ25 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ – ኣባላት ሚኒስትሪ ጥዕናን ባንክ ደምን ኤርትራን ማሕበር ቀይሕ-መስቀል ስዊዘርላንድን ዝተረኽብሉ ስነ- ስርዓት፡ ሚኒስተር ጥዕና ወይዘሮ ኣምና ኑርሕሴን ኣብ ዘስመዓቶ ቃል፡ ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ነዚ ምስክርነት ዝበቕዐት ሃገር ክትከውን ካብ
Read the full PDF here
ኣብ ትሕቲ ስለያ ኣመሪካ ዝወደቐት መራሒት...
ኣብ ትሕቲ ስለያ ኣመሪካ ዝወደቐት
መራሒት ጀርመን
Read the full PDF here
ህዝቢ ማይ-ምነ ኣብ መደባት ልምዓት ኣበርክቶኡ...
ህዝቢ ማይ-ምነ ኣብ መደባት ልምዓት ኣበርክቶኡ ከዕዝዝ
ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣዘኻኺሩ
ህዝቢ – ጭዋ ልምድታቱን ክብርታቱን ብምዕቃብ ኣብ ዝውጠኑ መደባት ልምዓት ኣበርክቶኡ ከዕዝዝ መድረኽ ዝጠልቦ ጉዳይ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ኤፍሬም ገብረክርስቶስ ብ20 ጥቅምቲ ም ነበርቲ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ኣዝገብሮ ርክብ ኣዘኻኺሩ። PDF
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ጥዕና ጥሪት ንምዉሓስ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ጥዕና ጥሪት
ንምዉሓስ ክታበት ተኻዪዱ፣
ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ጋሽ-ባርካ ጥዕና ጥሪት ብምዉሓስ ካብአን ዝርከብ ምህርቲ ክብ ንምባል ከካይዶ ብዝጸንሐት ንጥፈታት፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ ዝርከባ ጥሪት ጸረ ዝተፈላለዩ ደጋዉን ዉሽጣዉን ሕማማት ከምእተኸትባ፡ ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ጥዕና እንስሳታት ኣቶ ኤልያስ ምናሴ ሓቢሩ፣
ኣቶ ኤልያስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ተሳታፍነት ወነንቲ ጥሪትን ጓሶትን ኣብ እዋን ክታበት ዝምስገን ብምዃኑ፡ በብእዋኑ ዝካየድ ክታበት ኣብ ምክልኻል ሕማማት ጥሪት ልዑል ተራ ይጻወት ከምዘሎ ብምምልካት፡ በቲ ኣብ ኩለን ምምሕዳራት ከባቢ ናይቲ ንኡስ ዞባ ዝተኻየደ ዘመተ ኣስታት 19 ሽሕ ከብቲ፡ ጤለ-በጊዕን መጽዓኛን ከምእተኸትባ ኣነጺሩ፣ Read more
እንደሃገር እንነጋገር!
እንደሃገር እንነጋገር!
ኑር ከሰው ኑር ከሃገር ይል ነበር፡ የሃገሬ ሰው፤ ሰው ለሰው መፈጠሩን የሚገልጽ አባባል ነው። በአጠገብህ ካለው መሰልህ ሰው አብረህ መኖር ከቻልክ በመላው ሃገርህ ካለው ሰው መኖር አያቅትህም ለማለት ነው። Read more