September 30, 2013

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽሃብትኣብ ጽገ – –
ኩነተ-ረብሓ ናይቶም ተዋሳእቲ
ንጥፈታት ምብ/ጀርመን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ: ምስ ካልኦት ፖለቲካዊ ተዋሳእቲ ብምርድዳእን ምውህሃድን ይትግበር ከምዝነበረ ይፍለጥ:: ስለዚ: ነቲ ንጥፈታት ምብ/ጀርመን ብዘዕግብ መገዲ ክግምገም እንተኾይኑ: ብዛዕባቶም ካልኦት ተዋሳእትን ረብሕኦምን ገምጋም ክካየድ ኣለዎ:: Read more

ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርድ-ራይን-ቨስትፋለን (NRW)...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርድ-ራይን-ቨስትፋለን (NRW) ጀርመን
ብዕለት 21.09.2013 ኣብ ዱዘልዶርፍ ዕዉት ሰሚናር ህዝባዊ መኸተ ኣካይዶም።

ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርድ-ራይን-ቨስትፋለን (NRW) ጀርመን ብዕለት 21.09.2013 ኣብ ዱዘልዶርፍ ዕዉት ሰሚናር ህዝባዊ መኸተ ኣካይዶም።

እቲ፡ መልስና ሕጂውን ኣይንምብርከኽን፡ እምቢ ንእገዳ፡ ድሕነት ሃገር ብመኸተ፡ ኣብ ዝብል ቴማ ብውህደት ሽማግለታት ህዝባዊ መኸተን ማሕበረ-ኮማትን ከተማታት ቢለፈልድ፡ ዱዘልዶርፍ፡ ከለን፡ ሞንሸን-ግላድባኽን: ቩፐርታልን ዝተዳለወ ሰሚናር፡ ብተክኒካዊ ምኽንያታት ደንጉዩ ንህዝቢ ዝተሓበረኳ እንተነበረ፡ ናይ ኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርድራይንቨስትፋለን ጽምኢን ድላይን መኸተ ንድሕነት ሃገር ሕሉፍ ብምዃኑ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ኖ/ራ/ቨስትፋለን ናብ ቦታ ሰሚናር ብምውሓዝ ዳርጋ ዕጽፊ ብዝሒ ናይቲ ትጽቢት እዩ ተኻፊሉ። Read more

September 24, 2013

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ናብ...

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ
ናብ ኢጣልያ ኣምሪሓ

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ናብ ኢጣልያ ኣምሪሓ

by Dirar Fessahaye
ኣብ ቶስካና (ኢጣልያ) ኣብ ዝካየድ ዓለማዊ ሻምፕዮና ቅድድም ብሽክለታ 2013 እትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ሎሚ ሓሙስ 19 መስከረም 2013 ወጋሕታ ናብ ኢጣልያ ኣምሪሓ።

Read more

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

725ሃብትኣብ ጽገ
እዚ ካብ ሎሚ ጀሚርና። ኣብ 8 ቀጻሊ ክፋላት እነውጽኦ ጽሑፋት። ካብቲ ጀርመናዊ ሃ. ሞለር ዘዳለዎ „ደሞክራስያዊት ረፑብሊክ ጀርመንን ኢትዮጵያን“ ስነዳዊ መጽሓፍ ዝተወስደ ኮይኑ። ብመሰረቱ ከኣ ኣብቲ ንስርዓት ደርጊ ካብ1977 ክሳብ 1989 ዝተዋህበ ወተሃደራዊ ደገፍ ዘተኮረ ኢዩ።። እዚ ኣብቶም ኣገደስቲ ዛዕባታት ብምትኳር። ካብ ጀርመን ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመ መጽሓፍ። ዘብርሃልና። ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰገሮም ኣዝዮም ከበድቲ ብድሆታት ከምዝነበሩ ኢዮም፣ Read more

September 23, 2013

“ታሪኻዊ ዝምድና ኤርትራን የመንን ንምድንፋዕ...

“ታሪኻዊ ዝምድና ኤርትራን የመንን ንምድንፋዕ ዝሕግዝ ሓድሽ ምዕራፍ
ተኸፊቱ ኣሎ” ፕረዚደንት የመን

“ታሪኻዊ ዝምድና ኤርትራን የመንን ንምድንፋዕ ዝሕግዝ ሓድሽ ምዕራፍ ተኸፊቱ ኣሎ” ፕረዚደንት የመን

ታሪኻውን ስትራተጅያውን ዝምድና ኤርትራን የመንን ዝያዳ ንምድንፋዕ ዝሕግዝ ሓድሽ ምዕራፍ ምትሕግጋዝን ሽርክነትን ተጀሚሩ ከምዘሎ፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ የመን ዓብዱሮቦ መንሱር ሃዲ ገሊጹ። PDF

International Youth Day observed

President Isaias met and held talks with Crown...

Agreement on Peace, Friendship and Comprehensive...

Meeting of Presidents Isaias Afwerki and Ismail...

President Isaias met and held talks with Crown...

Eritrean Delegation led by Mr. Abdelkadir Hamdan...