June 28, 2013
ቅብኣታት ስነ-ጥበበኛ ነፍስሄር በየነ ሃይለ...
ቅብኣታት ስነ-ጥበበኛ ነፍስሄር በየነ ሃይለ
ንምርኢት ቀሪቡ
Read the full PDF here
June 22, 2013
Eritrean Community in Kuwait Rememberance of the 20th June –...
Eritrean Community in Kuwait Rememberance of the 20th June – Martyr’s Day held on 20th June 2013
ቃል ፕረዚደንት
ቃል ፕረዚደንት
ሰላምታን ክብርን ነቶም ንህላወ ሓራን ሉኣላዊትን ሃገር ሂወቶም በጅዮም ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ ሰማእታት።
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ብቕንያቱ ነዛ ዕዝዝቲ ዕለት ኣማዕሪጉ ንዝኽርን ክብርን ሰማእታቱ ዝወደቦ ዝተፈላለየ መሰናድኦታት ጉዕዞ፡ ምብራህ ጥዋፍ፡ ብዜና ዝፍኖ ረዚን ትርጉምን መልእኽታትን ዝሓቖፈ መደባት፡ ገላጺ ዘይደሊ መግለጺ እዩ’ሞ፡ ስለ’ቲ እናሓደሰ ዝሕይልን ዘሐይልን መብጽዓ ምስጋና። Read more
ኮሚሽን ስፖርት ኤርትራ ሽዱሽተ ወርሓዊ ገምጋም ...
ኮሚሽን ስፖርት ኤርትራ ሽዱሽተ ወርሓዊ ገምጋም
ንጥፈታት ስፖርት ዞባታት ኣካይዱ
by Dirar Fessahaye | ኮሚሽን ስፖርት ኤርትራ ሽዱሽተ ወርሓዊ ገምጋም ንጥፈታት ስፖርት ዞባታት ኣካይዱ፣ ኣብቲ ብ 10 ሰነ 2013 ኣብ ቤ/ጽ. ኮሚሽን ስፖርት ኤርትራ ዝተኻየን ሓለፍቲ ኮሚሽን ስፖርት፣ ኮሚሽነራት ስፖርት ዞባታትን ዝተሳተፍዎ ገምጋም ኮሚሽነር ስፖርት ኤርትራ ሜ/ጀ. ሮመዳን ዑስማን ኣወልያይ ኣብ ዘስሞዖ መኽፈቲ ቃል ኩሉ ጊዜ ገምጋም ዝግበር ኣብ ዝተኻየደ ንትፈታት ንዝነበረ ብልጫታትን ድኽመታትን ኣለሊኻ ንብልጫታትካ ንምድርዖምን ንድኽመታትካ ንምውጋዶምን ምዃኑ ብምግላጽ ብግሉጽን ነቐፌታውን ዓይኒ ጠሚትና ገምጋም ከነካይድን መጻኢ መደባትና ብግቡእ ክንሰርዕን ከምዘድሊ ኣዘኻኺሩ። Read more