May 14, 2013

ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቂ-ሰብ...

ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቂ-ሰብ ብመትከል ከምእትዅንኖን
ብኹሉ ዓቕማ ከምእትቃለሶን፣ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ኣረጋጊጹ።

ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቂ-ሰብ ብመትከል ከምእትዅንኖን ብኹሉ ዓቕማ ከምእትቃለሶን፣ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ኣረጋጊጹ።ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቂ-ሰብ ብመትከል ከምእትዅንኖን ኣንጻሩ ኣበርቲዓ ከምእትቃለስን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ብ13 ግንቦት ኣብ ዝተቓንዐ ኣብ ምቅላስ ንግዲ ደቂ-ሰብ ዘተኰረ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ።

ንድሕሪት ምልስ ኢሉ፣ ህዝቢ ኤርትራ ንዝተነፍጎ መሰል ርእሰ-ውሳነ ንምምላስ ንዝሓለፎ መስገደላትን ዘጋጠሞ ብድሆታትን፣ ከምኡ’ውን ንክልተ ናይ ወራር ውግኣት ንምምካት ዝኸፈሎ ረዚን ዋጋ መብርሂ ብምሃብ መደረኡ ዝጀመረ ሚኒስተር ዑስማን፣ ልኡላዊ መሬቱ ገና ኣብ ትሕቲ ወራር ምህላዉን ኣብ ልዕሊኡ ዘይሕጋዊ እገዳ ምብያኑን ከይኣኽሎ፣ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ዒላማ ዘይሰብኣውን ባርባራውን ገበን ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቂ-ሰብ ኮይኑ ምህላዉ ጠቒሱ፣ መንግስቲ ኤርትራ ንምምካቱ ብደረጃ ሃገር፣ ዞባን ዓለምን ንዝካየድ ጻዕሪ ንምዕዋት ስጕምቲታት ክወስድ ምጽንሑ ኣነጺሩ። Read more

ሙስናን በስንጥር! ከዚያስ? ዋናዎቹ “ሌቦች”...

ሙስናን በስንጥር! ከዚያስ?
ዋናዎቹ “ሌቦች” በሞቀው ሆቴላቸው አሉ!!

May 13, 2013 | በቀረጥ፣ በሙስናና ባለስልጣናትን የንግድ ሸሪክ በማድረግ ኢትዮጵያን እየጋለቡዋት ያሉ “ባለሃብቶችና አሽከሮቻቸው” እስካልተነኩ ድረስ ኢህአዴግ በሙስና ላይ የጀመረውን ትግል ሙሉ ሊያደርገው እንደማይችል ተገለጸ። ጅማሮው የችግሩ ቁልፍና እምብርት በሆነው ተቋም ላይ መሆኑ የሚደነቅ እንደሆነ የሚገልጹ ክፍሎች ደግሞ ድሩ ያልተበተበው የለምና የመጨረሻው አካሄድ ወዴት እንደሚያመራ ለመገመት ቢቻልም ጅምሩ ይገፋል የሚል ጥርጣሬ እንዳላቸው አስታውቀዋል። Read more

May 11, 2013

الدكتور برخت : “والحنين إلى الحقبة...

الدكتور برخت : “والحنين إلى الحقبة الاستعمارية ”
عشاق الاستعمار الإثيوبى يبيّضون صورة مجرميه

الدكتور برخت : "والحنين إلى الحقبة الاستعمارية " عشاق الاستعمار الإثيوبى يبيّضون صورة مجرميه

القرن الأفريقى
Dr. Bereket Habte selassie wants to see Eritrea and Ethiopia united. He said, “I have been part of Ethiopia. There is a larger sense of which we are all Ethiopians: historically, culturally as I tried to explain today, and my wish, my hope before I die is that we will comeback together, in a larger unity transcending all these divisions”. Read more

May 10, 2013

ጽንብል ናጽነት ምስ ህዝቦም ንምብዓል፣ ብርክት...

ጽንብል ናጽነት ምስ ህዝቦም ንምብዓል፣ ብርክት ዝበሉ
ኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ይኣትዉ ኣለዉ።

ጽንብል ናጽነት ምስ ህዝቦም ንምብዓል፣ ብርክት ዝበሉ  ኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ይኣትዉ ኣለዉ።ዓመት መጸ ጽንብል ናጽነት ኣብ ሃገሮም ንምብዓል – ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ናብ ሃገሮም ከምዝውሕዙ ዝፍለጥ’ዩ። ሎሚ ዓመት’ውን ድሮ ብርክት ዝበሉ ዜጋታት ክኣትዉ ጀሚሮም ኣለዉ። ሄኖክ ፍረ-ሚካኤል ጸብጻብ ኣለዎ።

“መኸተ ድርዕና – ስራሕ ክብርና” ብዝብል ቴማ ዝጽንበል መበል 22 ዓመት ናጽነት ኣብ ሃገሮም ንምብዓል፣ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ መገድታት ኣየር ይኣትዉ ኣለዉ።

Read more

May 9, 2013

جوبا.. متمردون يقتحمون بلدة قرب أثيوبيا

جوبا.. متمردون يقتحمون بلدة قرب أثيوبيا

جنوبي السودان

جنوبي السودان

أبوظبي – سكاي نيوز عربية
أعلن المتحدث باسم جيش جنوب السودان أن قوات من المتمردين استولت على قطاع من بلدة في شرق البلاد بالقرب من الحدود مع إثيوبيا.

وأكد الكولونيل فيليب أغوير الأربعاء سقوط قطاع من بلدة بوما في أيدي متمردين يقودهم ديفيد ياو ياو
وأعلن المتمردون أنهم قتلوا 50 جنديا لكن أغوير نفى هذا ولم يحدد عدد الضحاي. Read more

Ministry of Health: Timely Public Announcement

Eritrea’s Statement at the Security Council’s...

International Women’s Day celebrated

Natnael Tesfatsion winner of Yellow Jersey

Construction of Gahtelai dam

EAChE conference on Industrial Safety