May 27, 2013

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንኣማሓዳሪ ዞባ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንኣማሓዳሪ
ዞባ ቀይሕ-ባሕሪ – ሱዳን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ-ባሕሪ - ሱዳን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ26 ግንቦት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ- ቐትሪ፡ ንኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ-ባሕሪ ሱዳን ዶክተር መሓመድ-ጣህር ኤላ ኣብ ኣዳራሽ ሃገር ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ።
ኣብ’ቲ ርክብ፡ ክልተኦም ወገናት፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ታሪኻዊ ዝምድናታትን ትግባረ ኣቐዲሞም ዝተበጽሑ ስምምዓትን ብዝምልከት Read more

May 26, 2013

ወሳኒ ስጉምቲ ንምብርባር ምሉእን ዕቑርን ዓቕሚ...

ወሳኒ ስጉምቲ ንምብርባር
ምሉእን ዕቑርን ዓቕሚ ኣህጉር ኣፍሪቃ

ወሳኒ ስጉምቲ ንምብርባር  ምሉእን ዕቑርን ዓቕሚ ኣህጉር ኣፍሪቃ

ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 50 ዓመት ምምስራት ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ/ሕብረት-ኣፍሪቃ፣ ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ርእይቶኦምን መልእኽቶምን ብጽሑፍ ከቕርቡ ብዝቐረበ ሕቶ መሰረት፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣደ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ናይ ዝሰደዶ ጽሑፍ ምሉእ ትሕዝቶ እንሆ፣- Read more

May 23, 2013

መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጀርመን፣ ኣብ ምዕዋት...

መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጀርመን፣
ኣብ ምዕዋት ሃገራዊ ልምዓታዊ መደባት
እጃሞም ንምብራካት ድልዋት
ምህላዎም ኣረጋጊጾም።

መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጀርመን፣ ኣብ ምዕዋት ሃገራዊ ልምዓታዊ መደባት እጃሞም ንምብራካት ድልዋት ምህላዎም ኣረጋጊጾም።መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ጀርመን፣ ጥርናፈኦምን ውዳቤኦምን ብምሕያል ኣብ ምዕዋት ሃገራዊ ልምዓታዊ መደባት እጃሞም ንምብርካት ድልዋት ምህላዎም፣ ኣብ ዘካየድዎ ገምጋማዊ ኣኼባ ደጊሞም ኣረጋጊጾም።

ኣብቲ ን9ይ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ንምግምጋምን ውጥን ስርሕ ንምውጻእን ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ብደረጃ ጀርመን ንዝካየድ ናይ መኸተ ንጥፈታትን ሃገራዊ ምትእኽኻባትን ብኣድማዕነት ንምምራሕ ዓቕሚታቶም ብምውህሃድ ንዝጀመርዎ ስርሓት ብዝለዓለ ክቕጽልዎ ምዃኖም ኣብሪሆም። Read more

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሎስ-ኣንጀለስ፣ ጽንብል...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሎስ-ኣንጀለስ፣
ጽንብል መበል 22 ዓመት ናጽነት ብድምቀት ኣብዒሎም።

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሎስ-ኣንጀለስ፣ ጽንብል መበል 22 ዓመት ናጽነት ብድምቀት ኣብዒሎም።

ኤርትራውያን ተቐማጦ ሎስ-ኣንጀለስ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ “መኸተ ድርዕና፣ ስራሕ ክብርና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ – መበል 22 ዓመት ናጽነት ብድምቀት ከምዝጸንበሉ፣ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። Read more

May 21, 2013

ኣብ ውድድራት ዋንጫ ኣፍሪቃ 1968 ከምኡ’ውን 1970 14

ኣብ ውድድራት ዋንጫ ኣፍሪቃ 1968
ከምኡ’ውን 1970 14

ኣብ ውድድራት ዋንጫ ኣፍሪቃ 1968  ከምኡ’ውን 1970 14by Dirar Fessahaye | ኣብ ውድድራት ዋንጫ ኣፍሪቃ 1968 ከምኡ’ውን 1970 14 ሸቶታት ብምምዝጋብ ብሉጽ ኣመዝጋቢ ሸቶ ዝነበረን ኣብቲ ናይ 1968 ውድድር ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ብዘርኣዮ ብሉጽ ብቕዓት ብኣፍቀርቲ ስፖርት ሃገርና ‘The man of Asmara ወዲ ኣስመራ’ ዝብል ስም ዝተዋህቦ ህቡብ ኣይቮርያዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ሎረን ፖኩ ኣብ መበል 22 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ንምስታፍ ትማሊ ሰንበት 19 ግንቦት 2013 ኣስመራ ኣትዩ። Read more

ባይቶ ጸጥታን ኤርትራን ምኽንያት ምሕላፍን...

Eritrean community festival in Jeddah

President Isaias receives message from Kenyan...

Messages of congratulations

Press Statement – Issue is not the lifting...

Joint Statement of the Bahr Dar Meeting Between...