March 26, 2013

ውድድር ቅድድም ኣግማል ንዝኽሪ ብሩራዊ ...

ውድድር ቅድድም ኣግማል ንዝኽሪ ብሩራዊ
ኢዮቤልዩ ምድምሳስ ናደው እዝ

ውድድር ቅድድም ኣግማል ንዝኽሪ ብሩራዊ  ኢዮቤልዩ ምድምሳስ ናደው እዝ

ካብ 17-19 2013 ብድምቀት ንዝተዘከረ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ምድምሳስ እዚ ናደውን ምሕራር ኣፍዓበትን ንምድማቕ ብፈደረሽን ቅድድም ኣግማል ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ-ባሕሪ ዝተዳለው ውድድር ቅድድም ኣግማል ብ 18 መጋቢት 2013 ኣብ ከተማ ኣፍዓበት ተኻይዱ።
ኣብቲ ኣብ ሰለስተ ደረጃታት ተኸፋፊሉ ዝተኻየደን ንሓያለ ነጋድያን ዝኽሪ ጽንብል ምድምሳስ እዚ ናደው ዘዘናግዐን ቅድድም፣ Read more

ጋንታ ኣትሌቲክስ ኤርትራ ኣብ ሻምፕዮና ትሕቲ...

ጋንታ ኣትሌቲክስ ኤርትራ ኣብ ሻምፕዮና ትሕቲ ዕድመ
ኣትሌታት ኣፍሪቃ 2013

ጋንታ ኣትሌቲክስ ኤርትራ ኣብ ሻምፕዮና ትሕቲ ዕድመ ኣትሌታት ኣፍሪቃ 2013

by Dirar Fessahaye | 10 ኣትሌታት (ሓሙሽተ ካብአን ደቀንስትዮ) ዝሓቖፈት ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኤርትራ ትሕቲ ዕድመ ኣትሌታት ካብ 28-31 መጋቢት 2013 ኣብ ዝካየድ ቀዳማይ ኣፍሪቃዊ ውድድር ትራክን ፊልድን ትሕቲ ዕድመ ኣትሌታት ( 1st African youth Athletics Championship) ንምስታፍ ሰንበት 24 መጋቢት ናብ ናይጀርያ ኣምሪሓ። እዛ ብኣሰልጣኒ በርሀ ኣስገዶም እትእለ ናይ ትሕቲ ዕድመ ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኣብቲ ኣብ ከተማ ዋሪ (ናይጀርያ) ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር፦ Read more

March 25, 2013

ዕውት ሰለማዊ ሰልፊ ማሕበረኮም ሽወደን ኣንጽር...

ዕውት ሰለማዊ ሰልፊ ማሕበረኮም ሽወደን
ኣንጽር ዘይሕጋዊን ዘይፍትሓዊን

Read more

March 24, 2013

መበል 12 ምርኢት መጻሕፍቲ ኤርትራ “መጽሓፈይ...

መበል 12 ምርኢት መጻሕፍቲ ኤርትራ
“መጽሓፈይ መሓዛይ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ተኸፊቱ።

መበል 12 ምርኢት መጻሕፍቲ ኤርትራ፣ “መጽሓፈይ መሓዛይ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብ22 መጋቢት ኣብ ኣዳራሽ ኤክስፖ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም መሪቑ ከፊትዎ።

ኣወሃሃዲ ናይ’ቲ መደብ ኣቶ ይስሓቅ ዮሴፍ ኣብ ዘስመዖ ቃል፣ እቲ ምርኢት ኣብ ዝሓለፉ 11 ዓመታት ብዝተኻየደ ጻዕሪ ርኡይ ምዕባለ የመዝግብ ምህላዉ፤ ናይ ሎሚ ዓመት ጽፉፍ ውዳበ ድማ ነዚ ዘነጽር ምዃኑ ብምምልካት፣ ኣብ ኩለን ዞባታት ክቐረብ ምዃኑ ገሊጹ።

ኣብ’ዚ ክሳብ 31 መጋቢት ዝጸንሕ መደብ፣ ካብ ህጻናት ክሳብ ተማሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘገልግል ምጽሓፍቲን ካልእ ፍርያት ሕትመትን ንምርኢት ቀሪቡ’ሎ። Read more

ኤርትራውያን ተቐማጦ ቶሮንቶ ኣብ ቍጠባዊ ወፍሪ...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ቶሮንቶ
ኣብ ቍጠባዊ ወፍሪ ብዝለዓለ
ከምዝሳተፉ ኣረጋጊጾም

ኤርትራውያን ተቐማጦ ቶሮንቶ ኣብ ቍጠባዊ ወፍሪ ብዝለዓለ ከምዝሳተፉ ኣረጋጊጾም
Read the full PDF here

الملك سلمان يرعى اتفاقية السلام بين إريتريا...

President Isaias Afwerki and Prime Minister Abiy...

President Isaias Afwerki left for Saudi Arabia

President Isaias met and held talks with Egyptian...

Roads connecting Eritrea and Ethiopia re-opened

President Mohammed Abdullahi concludes official...