November 26, 2012

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ተስፎም ዑቕባማርያም ኣብ...

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ተስፎም ዑቕባማርያም ኣብ መዛዘሚ ኣህጉራዊ
ውድድር ብሽክለታ ዙር ሻርጃ ( ኢማራት ዓረብ ) ተዓዊቱ

ብድራር ፍሰሃየ
ካብ 21-24 ሕዳር ኣብ ሻርጃ( ሕቡራት ኢማራት ዓረብ) ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ቅድድም ንኣህጉር ኣፍሪቃ ወኪሎም ዝሳተፉ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝነኣድ ተሳታፍነት ውጽኢትን ብምምዝጋብ ውድድሮም ዛዚሞም፣፣

በዚ መሰረት ብ25 ሕዳር 2012 ኣብ ዝተኻየደ ናይ 170 መዛዘሚ ውድድር ተቐዳዳማይ ተስፎም ዑቕባማርያም ንመወዳድርቱ ብምርሕራሕ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ኣድናቖት ክረክብ ክኢሉ ኣሎ፣ ተቐዳዳማይ ተስፎም ኣቐዲሙ ኣብ ዝተኻየደ መድረኻት’ውን መበል 5ይን 8ይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ምስ ብሉጻት 10 ተቐዳደምቲ ተሰሪዑ ምንባሩን ኣብ ውድድር ዓቐብ ምዕዋቱን ዝዝከር’ዩ። Read more

November 24, 2012

ኤርትራውያን ተቐዳዳማይን ኣሰልጣኒን ብሽክለታ...

ኤርትራውያን ተቐዳዳማይን ኣሰልጣኒን ብሽክለታ ኣብ ኣህጉራዊ
ውድድር ብሽክለታ ዙር ሻርጃ ( ኢማራት ዓረብ )

ብድራር ፍሰሃየ
ካብ 21-24 ሕዳር ኣብ ሻርጃ( ሕቡራት ኢማራት ዓረብ) ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ቅድድም ንኣህጉር ኣፍሪቃ ወኪሎም ዝሳተፉ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝነኣድ ተሳታፍነት ውጽኢትን የርእይዩ ምህላዎም ተፈሊጡ። Read more

ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ብምሕያል ህዝቢ ተጠቃሚ...

ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ብምሕያል ህዝቢ ተጠቃሚ ስሉጥ ኣገልግሎት ፍትሒ ንክኸውን ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስተር ፎውዝያ ሃሽም ገሊጻ።

ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ብምሕያል ህዝቢ ብቐረባ ብስሉጥ ኣገልግሎት ፍትሒ ንኽረክብ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ፣ ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ብ21 ሕዳር ንሓለፍቲ ትካላት መንግስትን ግንባርን፣ ኣባላት ባይቶ፣ ማሕበራትን ወከልቲ ህዝብን ዞባ ማእከል ኣብ ዘካየደቶ ሰሚናር ገሊጻ።

ኣብቲ ኮም ዝሰረቱ ምምሕዳር ፍትሒ ንምሕያል ክካየድ ብዛዕባ ዘድሊ ሓባራዊ ጻዕሪ ባይታ ንምጥጣሕ ዝዓለመ ሰሚናር፣ ሚኒስተር ፎውዝያ፣ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርዲ ንጉዳያት ብዝወሓደ ሃልክን ግዜን ንምፍታሕ ሓያል ጻዕሪ የካይዳ ከምዘለዋ ብምሕባር፣ ኣብ መዳይ ምፍጻም ፍርዲ ክረኣዩ ዝጸንሑ ጸገማት ንምፍዋስ ንዝተኣወጁ ሕጋጋት፣ ኣተጋባብራኦምን ዝተወስዱ ስጉምትታትን ብዝምልከት ዝርዝራዊ መብርሂ ሂባ። Read more

November 22, 2012

የቀድመዋ እመቤት ጋሻ አነሱ!

የቀድመዋ እመቤት ጋሻ አነሱ!

ባትወጋ ፡ እንኳን፡ በል፡ እንገፍ፡ እንገፍ፤
የአባትህ፡ ጋሻ፡ ትኋኑ፡ ይርገፍ።

ይህ ለዳተኛ ልጅ የአባቱን ጅግንነት ላልተከተለ ጋሻውን ለማንሳት ላልደፈረ የተዜመ ዜማ ነበረ። የቀድመዋ ቀዳማዊት እመቤት ባለቤት አቶ መለስ ዜናዊ አዜብ መስፍንን በፓራላማቸው ላይ ‘ቆራጥ ታጋይ’ ሲሉ አወድሰዋቸው ነበር።የዳኛ ብርቱካን መዴክሳ በታጋይነታቸው ሰማቸው በኢትዮጵያዊያ ዘንድ እየገነነ መምጣቱ፤ የባለቤታቸውን ታጋይነት ሰለአጠላበት ነው በቁጭት የተናተሩት ያሉም ነበሩ። የወያኔ ተጋዳዮችም ቀዳማዊት እመቤትን እንደ ( Popular Front for Liberation of Palestine) ‘የፍልስጤም ሕዝባዊ ነፃነት ግንባር’ አባል የሆኑትን የእውቋንና ዝነኛዋን ሌዕላአ ካህሌድ (Leila Khaled) እንደ አስራ አምስተኛው ምዕተ ዓመት ዝነኛ ፈረሳዊት ጅግኒት የካቶሊክቱ ቅድስት ጆኖ ኦፍ አርክ (Joan of Arc) ጋር ያመሳስሏቸዋል። በተለይ ራሳቸው ላይ ጣል የሚያደርጓት ሻሽ መሰል ኮታ ቁርጥ ሌዕላአ ካህሌድን አስመስሏቸዋል። (AK 47) ክላሽስኮብ ይዘው ፎቶ ተነሰተው በኢቲቪ ባለመቅረባቸው ጅግንነታቸው አልታወቀም።አፈሩን ገለባ ያድርግላቸውና ባለቤታቸው ቢሆኑ የአርጀቲናዊን ማርክሲስት ቼ ኮቬራ (Che Guevara) መለያው የሆነችውን ቆብ ደፋ ያደርጉ ነበር። ይህ ከውጪ የተጨለፈ የትግል ስልት ‘የትግራይ ሕዝብ ነፃነት ግንባር’ (ሕውሃትን) ፈጥሮልናል። በቅርቡ የድርጅቱ መስራች አቦ ሰባት ነጋም እንደነገሩን ትግራይን ለማስገንጠል ሣይሆን የአማራውንና የኦርቶዶክ ሃይማኖት ተከታዩን የኢትዮጵያ ሕዝብ አከርካሪ ለመስበር መሆኑን ነው። Read more

November 21, 2012

ኣሰልጣኒ ሙሴ ኣስሄል፣ ንሕርይቲ ጋንታ ቅድድም ...

ኣሰልጣኒ ሙሴ ኣስሄል፣ ንሕርይቲ ጋንታ ቅድድም
ብሽክለታ ኣፍሪቃ ከሰልጥን ተመሪጹ።

ካብ 6 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ቡርኪናፋሶ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2012 ንሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ መሪሑ ኣንጸባራቒ ዓወት ዘመዝገበ ኣሰልጣኒ ሙሴ ኣስሄል፣ ነታ ካብ 21 ክሳብ 24 ሕዳር ኣብ ሻርጃ – ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ንእትሳተፍ ሕርይቲ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ከም ኣሰልጣኒ ኮይኑ ክኣልያ፣ ብኮንፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ተመሪጹ። Read more

Joint Declaration Between the Federal Democratic...

The Guardian-Passive conduit of anti-Eritrea...

President Isaias met and held talks with Russian...

Joint Press Statement following the visit by the...

Eritrea elected to the UN Human Rights Council

Italian Prime Minister conducts official visit to...