October 25, 2012

ኤርትራውያን ተቐማጦ ህዩስተን – ሕቡራት...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ህዩስተን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣
ድልውነቶም ንዝበረኸ መኸተ ኣረጋጊጾም።

ኤርትራውያን ተቐማጦ ህዩስተን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ልዑላውነት ሃገሮም ንምውሓስን መደባት ልምዓት ንምድንፋዕን ዝካየድ ጻዕሪ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንምዕዋት ከም ወትሩ ድልዋት ምዃኖም፣ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ ህዝባዊ መኸተ ኣረጋጊጾም።

እቶም ዜጋታት፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽላታት ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪን ዝምዝገብ ዘሎ ዓወትን ድሕሪ ምዝታይ፣ ብዝተፈብረኹን መሰረት ዘይብሎምን ጠቐነታት ዝተበየኑ ዘይሕጋዊ እገዳታት፣ ብስሙር ሓይሊን ውህደትን ኤርትራውያን ከምዝፈሽሉ ዘጠራጥር ከምዘየለ ኣነጺሮም። Read more

October 24, 2012

ባህሊ ሰላም ኣብ ኤርትራ ኣብ መዓምቝ ክብርታት...

ባህሊ ሰላም ኣብ ኤርትራ ኣብ መዓምቝ ክብርታት ስድራቤታት ዝተሰረተ ምዃኑ፣
ፕረዚደንት ሃ.ማ.ደ.ኤ ገሊጻ።

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ባህሊ ሰላምን ምንብባርን፣ ኣብ መዓሙቕ ክብርታትን ንቕሓትን ስድራቤታት ዝተሰረተን ካብ ጥንቲ እናማዕበለን እናደመቐን ዝመጸን ዝቕጽልን ከምዝኾነ፣ ፕረዚደንት ሃ.ማ.ደ.ኤ ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብ ኣብ ገሊጻ።

ወይዘሮ ልኡል ነዚ ዝገለጸት፣ ብ21 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ኢዲንበርግ – ስኮትላንድ ኣብ ዝተኻየደ “ኣህጉራዊ ዋዕላ ህንጸትን ምዕቃብን ሰላም” ተሳቲፋ፣ ንተመኵሮ ኤርትራ ኣብ ምዕቃብ ሰላምን ምንብባርን ኣብ ዘቕረበቶ ወረቐት’ዩ። Read more

October 19, 2012

ኣምባሳደር ግርማይ ገብረማርያም፣ ወረቐት ስርሑ...

ኣምባሳደር ግርማይ ገብረማርያም፣ ወረቐት ስርሑ
ንፕረዚደንት ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣረኪቡ።

ኣምባሳደር ግርማይ ገብረማርያም፣ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኮይኑ ብምምዛዙ፣ ብ17 ጥቅምቲ ወረቐት ስርሑ ንፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣረኪቡ። Read more

October 3, 2012

ሳልሳይ ዋዕላ ዕደና ሎሚ 2 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ...

ሳልሳይ ዋዕላ ዕደና ሎሚ 2 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ።

ሳልሳይ ዋዕላ ዕደና ሎሚ 2 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ‘ኣስማራ ፓላስ’ ተኸፊቱ።

ኣብ’ዚ ክሳብ 6 ጥቅምቲ ዝቕጽል ዋዕላ፣ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ወከልቲ መንግስትታትን ሃገራትን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ክነጥፋ ዝጸንሓን ካብ ወጻኢ ዝመጻን ኩባንያታት ዕደናን ዳህሳስን፣ ኣውፈርቲ፣ ክኢላታት ዕደና፣ ዲፕሎማሰኛታትን ካልኦትን ዝርከብዎም ኣስታት 350 ሰባት ይሳተፉ ኣለዉ። Read more

International Youth Day observed

President Isaias met and held talks with Crown...

Agreement on Peace, Friendship and Comprehensive...

Meeting of Presidents Isaias Afwerki and Ismail...

President Isaias met and held talks with Crown...

Eritrean Delegation led by Mr. Abdelkadir Hamdan...