September 29, 2012

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ሎሚ 28 መስከረም ስሩዕ...

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣
ሎሚ 28 መስከረም ስሩዕ ኣኼባኡ ጀሚሩ።

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ሎሚ 28 መስከረም 2012 ስሩዕ ኣኼባኡ ጀሚሩ።

ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ኣብ ቀዳማይ ዛዕባኡ፣ ኣብ ስትራተጂካዊ ውጥን ሃገራዊ መደባት ልምዓትን ዕብየትን 2013’ዩ ዘትዩ። Read more

September 27, 2012

ትሕተ-ቅርጻዊ መልክዕ ከተማ ከረን ንምዕቃብ ...

ትሕተ-ቅርጻዊ መልክዕ ከተማ ከረን ንምዕቃብ
ሓያል ጻዕሪ ይካየድ ኣሎ


Read the full PDF here

September 26, 2012

ሶማል… ጠንቂ… ሳዕቤን…ነባሪ ፍታሕ ንህዝቢ...

ሶማል… ጠንቂ… ሳዕቤን…ነባሪ ፍታሕ
ንህዝቢ ሶማል ምድጋፍ ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ


Read the full PDF here

“መሬት ናይ መንግስቲ’ዩ!”

“መሬት ናይ መንግስቲ’ዩ!”

ስትራተጂ ሃገራዊ መርሓ ኤርትራ፡ ልምዓት፡ ዕብየት፡ ራህዋ፡ ቅሳነት ምርግጋጽ’ዩ። ነባሪ ልምዓት፡ ነባሪ ዕብየት፡ ነባሪ ራህዋ፡ ነባሪ ቅሳነት፡ ስለ’ዚ ድማ ርጉእ ሃገራዊ ድሕነት ዝረጋገጽ፡ ብንጹር ራእዪ፣ ነዚ ራእዪ ዜጨብጥ ግብራዊ ውጥናት፡ ናይ ትግባረ ስትራተጂ፣ ናይ ልምዓት ፕሮግራማት፡ ሕጋውን ስነ-ምግባራውን ድስፕሊን’ዩ።

Read more

September 25, 2012

ኤርትራ እትኽተሎ ናይ ወጻኢ ስትራተጂ፣ ንሓባራዊ...

ኤርትራ እትኽተሎ ናይ ወጻኢ ስትራተጂ፣ ንሓባራዊ ረብሓ ዘገልግል ከምዝኾነ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ።

ኤርትራ እትኽተሎ ናይ ወጻኢ ስትራተጂ፣ ንሓባራዊ ረብሓ ዘገልግል ከምዝኾነ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ25 መስከረም ምስ ኣብ ምስሪ ዝዓበየት መጽሄት ‘ኣ’ስያሳ ኣ’ደውልያ’ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ገሊጹ።

ኣብ’ቲ ብቐንዱ ኣብ ጕዕዞ ህንጸት ሃገር፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምዕባለታት፣ ዝምድናታት ኤርትራ ምስ ሃገራት ዞባ ቀርኒ-ኣፍሪቃ፣ ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን፣ ከምኡ’ውን ኩነታት ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ውድባት ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብዋጋ ካልኦት ክትረብሕ፣ ክትስውድን ክትፍርዝንን ምህቃን ኣዝዩ ሓደገኛ ከምዝኾነ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ጸገማትን ግጭታትን ድማ ቀጥታዊ ሳዕቤን ናይዚ “ንዓይ ጥራይ ይጥዓመኒ” ዝብል ገባቲ ኣካይዳ ከምዝኾነ ብምምልካት፣ ኤርትራ ምስ ኩለን ሃገራት ብምክብባር፣ ምምልላእን ምትሕብባርን ዘንብራ ስትራተጂ ከምእትኽተል ብዝርዝር ኣብሪሁ። Read more

International Youth Day observed

President Isaias met and held talks with Crown...

Agreement on Peace, Friendship and Comprehensive...

Meeting of Presidents Isaias Afwerki and Ismail...

President Isaias met and held talks with Crown...

Eritrean Delegation led by Mr. Abdelkadir Hamdan...