July 21, 2012
የዳላስ ጉዞዬ
የዳላስ ጉዞዬ
የጉዞዬ መንስኤ የ2004 ዓ ም በሰሜን አሜሪካ በሚኖሩ ኢትዮጵያውያን መካከል የሚደረገውን የእግር ኳስ ውድድር ለመመልከት ነበር።ከሥፍራው የተገኘሁትን ብቻ ሳይሆን ፤ከሐምሌ አንድ እስከ ሰባት የተደረገውን የእግር ኳስ ውድድር በዓለም ዙሪያ የሚገኙ ኢትዮጵያውያንም ቀልብ ሰቧል።ሰለ ዝግጅቱ ስኬትና ድምቀት በመገናኛ ብዙሃን ብዙ ስለተባለ የምለው የለኝም። | PDF
July 15, 2012
ተሳተፍቲ ዞባዊ ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ...
ተሳተፍቲ ዞባዊ ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣
ኣብ ኤርትራ ንዘስተማቐርዎ ሰላምን
ርግኣትን ብኣድናቖት ገሊጾም።
ተሳተፍቲ ናይቲ ካብ 7 ክሳብ 10 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዞባዊ ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሑሉ እዋን ንዘስተማቐርዎ ሰላምን ርግኣትን ብኣድናቖት ገሊጾም።
እቶም ዜጋታት ሪፓብሊክ ሱዳን፣ ሞሪሸስ፣ ሶማልያ፣ ታንዛንያ፣ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፣ ርዋንዳ፣ ኡጋንዳ፣ ምስሪን ካልኦትን ዝኾኑ ተሳተፍቲ ብ11 ሓምለ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ድሕሪ ዘካየድዎ ዕደት ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ እቲ ዝተዓዘብዎ ጸጥታን ሰላምን ውጽኢት ስጡም ዝምድና ህዝብን መንግስትን ምዃኑ ከምእተገንዘቡን ከምዝመሰጦምን ኣረዲኦም። Read more