June 29, 2012

አርቲስቶችና ነጋዴዎች በአላሙዲን AESAONE ዲሲ...

አርቲስቶችና ነጋዴዎች በአላሙዲን AESAONE
ዲሲ ፌስቲቫል ላይ እንዳይሳተፉ እንጠይቃለን

EthiopianReview.com | የመለስ ዜናዊ አምባገነናዊ አገዛዝ አንጋፋዉን በሰሜን አሜሪካ የኢትዮጵያ የስፖርት ፌዴሬሽን ለማፍረስ የአላሙዲንን ገንዘብ ተጠቅሞ ህሊናቸውን በሸጡ ሆድአደር ወኪሎቹ አማካይነት የሰላም የሆነውን የስፖርት መድረክ በተለመደ የከፋፍለህ-ግዛ ፖሊሲው መጠቀሚያ ለማድረግ በስም አመሳስሎ ሊያደናግር ቢሞክርም በፍትህ አደባባይ ከተረታ በኋላ “AESAONE” የሚል ስም አውጥቶ እኩይ ዓላማውን ለማሳካት እየተንቀሳቀሰ ይገኛል። Read more

June 28, 2012

ኤርትራ ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ትኽተሎ ዘላ...

ኤርትራ ኣብ ምዕቃብ ቅርስታት ትኽተሎ ዘላ ኣገባብ ዝድነቕ ምዃኑ፣ ሚኒስተር ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኢጣልያ ገሊጹ።

ኤርትራ ኣብ ምዕቃብ ጥንታውን ታሪኻውን ህንጻታትን ቅርስታትን ትኽተሎ ዘላ ኣገባብ ዝድነቕ ምዃኑ፣ ሚኒስተር ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ ኢጣልያ ሚስተር ኣንድሪያ ሪካርዲ ሓቢሩ።

ሚኒስተር ኣንድሪያ ብ27 ሰነ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዑደት ኣብ ዘካየደሉ፣ ባጽዕ ሓቚፋቶ ዘላ ጥንታውን ታሪኻውን ህንጻታት ብኸምዚ ኣገባብ ክዕቀብ ምኽኣሉ፣ “ኤርትራ ኣብ ምክንኻን ጥንታዊ ቦታታት ንእትኽተሎ ኣገባብ ዘርኢ’ዩ” ክብል ኣድናቖቱ ገሊጹ። Read more

June 25, 2012

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣...

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ ኮይኑ ናብ ዝተመርጸ ዶክተር መሓመድ ሙርሲ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ምሉእ ትሕዝቶኡ እንሆ፣-

“ናብ ክቡር ሓው ፕረዚደንት ዶክተር መሓመድ ሙርሲ – ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ።
ኣቐዲመ ሰላምታ አቕርበልካ፣

ብምቕጻል፣ ብስመይን ብስም ህዝብን መንግስትን ኤርትራን፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ምስሪ ኴንካ ብምምራጽካ ዮሃና እናበልኩ፣ ምሉእ ጥዕናን ተድላን፤ ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን እምነ።
በዚ ክቡር ኣጋጣሚ፣ ንህዝቢ ምስሪ ብስም ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ምዉቕ ሰላምታን ንጹህ ዮሃናን እናቕረብኩ፣ ርግኣት፣ ስኒት፣ ብልጽግናን ምዕባለን ንህዝቢ ምስሪ እምነ።”

ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ኣብ ሓምሻይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ልዕሊ 30...

ኣብ ሓምሻይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ልዕሊ 30 ሽሕ መንእሰያት ክሳተፉ ትጽቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ።

“ኣርሒቕና ንጥምት ዓጸፋ ንስጉም” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ 13 ክሳብ 15 ሓምለ ኣብ ሳዋ ዝካየድ ሓምሻይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት፣ ካብ ውሽጥን ወጻኢ ዝመጹ ልዕሊ 30 ሽሕ መንእሰያት ክሳተፉ ትጽቢት ከምዘሎ፣ ኣቦ-መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ናይ’ቲ ፈስቲቫል ኣቶ ኢብራሂም ሓሰን ሓቢሩ። Read more

June 23, 2012

ናይ ሎሚ ዓመት መደብ ክረምታዊ ማእቶት 9 ሓምለ...

ናይ ሎሚ ዓመት መደብ ክረምታዊ ማእቶት
9 ሓምለ ክጅመር ምዃኑ ተፈሊጡ።

ናይ ሎሚ ዓመት መደብ ክረምታዊ ማእቶት ተማሃሮ፣ ዝመጽእ 9 ሓምለ ክጅመር ምዃኑ፣ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት መደብ ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ኣቶ ፍትዊ ወልደገርግሽ ንኤሪና ሓቢሩ። Read more

President Isaias’ speech in connection with the...

Eritrean nationals celebrate Independence Day...

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

Independence Day celebrations

Workshop on Preserving Ancient Manuscripts

A Look Back on Eritrea’s Historic 1993...