May 29, 2012

ኤርትራውያን ተቐማጦ ስዑዲ ዓረብ፡ ኣመሪካ፡...

ኤርትራውያን ተቐማጦ ስዑዲ ዓረብ፡ ኣመሪካ፡ ካናዳ፡ ቀጠርን
ሽወደንን በዓል ናጽነቶም ብድምቀት ጸንቢሎም

Read the full PDF here

“ሕብረት ኣፍሪቃ፡ መጋበርያ ምዕራባዊ...

“ሕብረት ኣፍሪቃ፡ መጋበርያ
ምዕራባዊ ሃጸይነት” ኣመሪካዊ ጋዜጠኛ

Read the full PDF here

May 26, 2012

ኣብ መንጎ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራን ሚኒስትሪ...

ኣብ መንጎ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራን ሚኒስትሪ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትን ምርምርን ሱዳንን ናይ ምትሕግጋዝ ውዕል ተኸቲሙ።

ከም ኣካል ናይ’ቲ ኣብ ሞንጎ መንግስታት ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት ዝምዕብል ዘሎ ኣብ ክልተኣዊ ረብሓ ዝተመርኰሰ ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝ፣ ኣብ ሞንጎ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራን ሚኒስትሪ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትን ስነ-ፍልጠታዊ ምርምርን ሱዳንን፣ ኣብ ምምዕባል ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተኰረ ናይ ምትሕግጋዝ ውዕል ተኸቲሙ። Read more

ጽንብል ናጽነት ኤርትራ፣ ህዝባዊ ደስታን ሓበንን...

ጽንብል ናጽነት ኤርትራ፣ ህዝባዊ ደስታን ሓበንን ዝሰረቱ ምዃኑ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ።

ጽንብል ናጽነት ኤርትራ፣ ህዝባዊ ደስታን ሓበንን ዝሰረቱ፣ ካብ ጻት ንጻት ሃገር፣ ኣብ ከተማታት ይኹን ኣብ ርሑቕ ገጠራት፣ ከምኡ’ውን ኤርትራውያን ኣብ ዝርከቡሉ ኩርናዓት ዓለም – ብሓደ ዓይነት ድምቀት ዝበዓል ህዝባዊ ጽንብል ምዃኑ፣ ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ። Read more

“ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን፡ ቅኑዕ መስመሩ ሒዙ...

“ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን፡ ቅኑዕ መስመሩ ሒዙ
ይጓዓዝ ምህላዉ ዘሐጕስ’ዩ”
ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሺር

Read the full PDF here

Senior Eritrean delegation participates at Red Sea...

Eritreans welcome New Year 2020 with...

President Isaias Afwerki’s New Year Message

President Isaias and PM Dr. Abiy laid foundation...

President Isaias Afwerki on working visit in...

Eritrea’s senior delegation visits Saudi Arabia