March 9, 2012

ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ። ብልጽግቲ ኤርትራ...

ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ። ብልጽግቲ ኤርትራ ንምርግጋጽ ከም ወትሩ
ድልውቲ ከምዘላ። ሃማደኤ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣረጋጊጹ፣

ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ። ብልጽግቲ ኤርትራ ንምርግጋጽ ከም ወትሩ ድልውቲ ከምዘላ። ሃማደኤ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣረጋጊጹ፣

ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ። ጕዕዞ ምርግጋጽ ብልጽግቲን ማሕበራዊ ፍትሒ ዝሰፈናን ኤርትራ ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ። ብዝለዓለ ደረጃ እጃማ ንምብርካት ድልውቲ ከምዘላ። ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ብምኽንያት 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣነጺሩ፣

እቲ ማሕበር ኣብ መግለጺኡ። ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ኣብ ምምጻእን ልኡላውነት ኣብ ምርግጋጽን ረዚን ዋጋ ከምዝኸፈለ፤ ኣብ’ዚ ታሪኻዊ ቃልሲን መኸተን’ዚ ድማ ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ ወሳኒ ተራ ከምእተጻወተት ብምንጻር። ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተበዪኑ ዘሎ ዘይፍትሓዊ እገዳ ንምምካት ድልውነቱ ኣረጋጊጹ፣ Read more

March 8, 2012

12 ዓመታዊ ዋዕላ ላዕለዋይ ባይቶ ስፖርት ኣፍሪቃ፣...

12 ዓመታዊ ዋዕላ ላዕለዋይ ባይቶ ስፖርት ኣፍሪቃ፣ ካብ 14
ክሳብ 17 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ክቃናዕ’ዩ።

12 ዓመታዊ ዋዕላ ላዕለዋይ ባይቶ ስፖርት ኣፍሪቃ፣ ካብ 14 ክሳብ 17 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ክቃናዕ’ዩ።

ዓመታዊ ዋዕላ ላዕለዋይ ባይቶ ስፖርት ኣፍሪቃ፣ ካብ 14 ክሳብ 17 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ክቃናዕ ምዃኑ፣ ኮሚሽነር ስፖርት ኤርትራ ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ ገሊጹ።

ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ኣብ መግለጺኡ፣ ኣብ’ዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝቕጽል ዋዕላ፣ ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተዋጽኡ ሚኒስተራት፣ ናይ ክብሪ ዕዱማት፣ ከምኡ’ውን ኮሚሽነራት ዝርከብዎም 186 ሰባት ክሳተፉ ትጽቢት ከምዝግበር ኣረዲኡ። Read more

March in Eritrea’s History

Press Statement – EU’s Baseless and Offensive...

The Journey for Equality By: Mikal Tesfay

Ministry of Agriculture Promotes Swine and Rabbit...

Fighting Harmful Traditional Practices

Eritrea’s delegation in Sudan