February 25, 2012

ከወያኔ በኋላ ለሚመጣው የሽግግር ወቅት መዘጋጀት...

ከወያኔ በኋላ ለሚመጣው የሽግግር ወቅት መዘጋጀት  ጊዜው አሁን ነውበወያኔ ሃያ-ዓመት አስከፊ አገዛዝ ምክንያት ኢትዮጵያ ሀገራችን ለከባድ ጥፋትና ውድቀት ተዳርጋልች። በተለይ የወያኔ የጎሳ ፖሊሲ የኢትዮጵያን ህልውና ለከባድ አደጋ አጋልጧል። በትንሳኤ ኢትዮጵያ አርበኞች ህብረት እምነት ሀገራችንን ማዳን፥ አንድነቷን ማስጠበቅ የሚቻልበት መንገድ አለ፤ ይሄውም እንደተጠባባቂ መንግስት የሚያገለግል የሽግግር ወቅት ምክር ቤት በስደት ማቋቋም ነው። Read more

February 19, 2012

ውሳኔ ህዝባዊ ኣኼባ ኡምዮን ከባቢኣን

ውሳኔ ህዝባዊ ኣኼባ ኡምዮን ከባቢኣንv

ንሕና ኤርትራውያን ተቐማጦ ኡምዮን ከባቢኣን ብዕለት 18.02.2012 ነቲ ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳ ቁጽሪ 2023/2011 ንምኹናን፡ ሽማግለ መኸተ ኡምዮን ከባቢኣን ብዝጸውዖ መሰረት ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይድና።

እገዳ ቁጽሪ 2023/2011 ልክዕ ከም እገዳ ቁጽሪ 1907/2009 ኣብ ሓሶትን ፍጹም ምህዞን ስርዓት ወያነን ምምሕዳር ኣሜርካን ተመርኩሱ፡ ብመገዲ እቲ ብጸላእቲ ኤርትራ ዝተመዘዘ ”ናይ ኤርትራን ሶማልያን ሞኒተሪንግ ግሩፕ ” ኣቢሉ ብዝተፈብረኸ ድራማ ምኳኑ ክንከታተሎ ዝጸናሕና ጉዳይ እዩ። Read more

February 18, 2012

ሃገራቶም ምስ ኤርትራ ዘለወን ዝምድናታት...

ሃገራቶም ምስ ኤርትራ ዘለወን ዝምድናታት ብምድንፋዕ ንሽርክነታዊ ረብሓ ከምዝሰርሑ። ኣብ ኤርትራ ዝተመደቡ ኣምባሳደራት ገሊጾም፣

ሃገራቶም ምስ ኤርትራ ዘለወን ዝምድናታት ብምድንፋዕ ንሽርክነታዊ ረብሓን እወታዊ ጽምዶን ከምዝሰርሑ። ብ15ን 16ን ለካቲት ወረቐት ስርሖም ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዘረከቡ 21 ኣምባሳደራት ገሊጾም፣

እቶም ኣምባሳደራት ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሑሉ ናይ ስራሕ እዋን። ኣብ ቊጠባዊ። ማሕበራዊ። ባህላዊ። ዲፕሎማስያውን ካልእን መዳያት ንዝጸንሐ ዝምድናታት ብዝያዳ ኣብ ምምዕባልን ንሓባራዊ ረብሓ ዘገልግል መደባት ኣብ ምድንፋዕን ኣበርቲዖም ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም፣ Read more

February 17, 2012

ፕረዚደንት ኢሳይያስ። ወረቐት ስራሕ 11...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ። ወረቐት ስራሕ 11 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ። ብ16 ለካቲት ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት። ወረቐት ስራሕ 11 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ፣ ንሳቶም ድማ፥ Read more

February 15, 2012

ወርሒ ለካቲት። ብቕያታት ዝተመልአ ረዚንን...

ወርሒ ለካቲት። ብቕያታት ዝተመልአ ረዚንን ዘዂርዕን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓቘፈት ወርሒ ምዃና ተገሊጹ፣

ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ። ወርሒ ለካቲት ኣብ ኣገደስቲ ወተሃደራዊ ፍጻመታት። ጕሉሓት መርኣያታት ናይ’ቲ ብቕያታት ዝተመልአ ረዚንን ዘዂርዕን ሃገራዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ። “ስርሒት ፈንቅል” ከምኡ’ውን ጸላእቲ “ወፍሪ ቀይሕ ኰኾብ” ኢሎም ዝሰመይዎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ዝሓቘፈት ምዃና። ሰሙናዊ ሓተታ ገሊጹ፣

እቲ “ለካቲትን ዘሕብን ዝኽርታታን” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ሓተታ። ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ መሪር ኲናት ሓይሉ ጸንቂቑ ዝተረዀመሸ ብ15 ለካቲት 1982 ዝትበገሰ ሻድሻይ ወራር። ጅግንነትን ጽንዓትን ኤርትራዊ ተቓላሳይ ካብ ዝትመስከረሎም መረርቲ ወተሃደራዊ ግጥማት ኣብ ቅድሚት ከምዝስራዕ ጠቒሱ። ስርዓት ደርግ። ካብ መላእ ኢትዮጵያን ዓለምን ኣጋይሽ ዓዲሙ። “መርቑኒ” ኢሉ ብምሉእ ርእሰ-ምትእምማን ዝወፈረሉ ወተሃደራዊ ስርሒት ምንባሩ ኣነጺሩ፣ Read more

Remarks of H.E. Osman Saleh Minister of Foreign...

Joint Declaration Between the Federal Democratic...

The Guardian-Passive conduit of anti-Eritrea...

President Isaias met and held talks with Russian...

Joint Press Statement following the visit by the...

Eritrea elected to the UN Human Rights Council