January 2, 2012

ተማሃሮ ኮለጅ ጥዕና ኣስመራ፣ ጥዕና ህዝቢ...

ተማሃሮ ኮለጅ ጥዕና ኣስመራ፣ ንዝተማህርዎ ፍልጠት ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተሰቦም ንምውዓሉ ዓጸፋ ክሰርሑ ምዃኖም ገሊጾም።

ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ምስ ምስፋሕ ትካላት ጥዕና ጠለብ ሞያውያን እናዓበየ ይመጽእ ከምዘሎ ብምግላጽ፣ ትምህርቶም ምስ ዛዘሙ ኣብ ዝተመደብዎ ከባቢ ዝበለጸ ኣገልግሎት ንምሃብ ብተወፋይነት ከምዝዓዩ ኣረጋጊጾም።

ተማሃሮ ኣብሰራ ወልዱን እድሪስ ዑስማንን፣ ብናጻ ዝረኽብዎ ዘለዉ ትምህርቲ ብዋጋ ዘይትመን ፍልጠት የቕስሞም ከምዘለዎ ብምምልካት፣ “ኣብ ምምዕባልናን ምዅስኳስናን ገዚፍ ወፍሪ ንዝገብሩ ዘለዉ መንግስት ህዝብን ንምግልጋል ቃል ንኣቱ” ክብሉ ሓቢሮም። Read more

President Isaias met and held talks with Saudi...

President Isaias held talks with Japanese...

Ethiopian Government and OLF sign Reconciliation...

President Isaias held talks with senior Ethiopian...

رتريا أرض البحر الغضب العارم الفصل الثاني...

Statement By Mr. Nebil Said, Counsellor, Permanent...