June 30, 2011

The question arises, What Washington...

Watch the video here… Read more

ካብ ሰነዳት ታሪኽ


ሃብትኣብ ጽገ

ካብ ሰነዳት ታሪኽ

እዚ ካብ ሎሚ ጀሚርና። ኣብ 8 ቀጻሊ ክፋላት እነውጽኦ ጽሑፋት። ካብቲ ጀርመናዊ ሃ. ሞለር ዘዳለዎ „ደሞክራስያዊት ረፑብሊክ ጀርመንን ኢትዮጵያን“ ስነዳዊ መጽሓፍ ዝተወስደ ኮይኑ። ብመሰረቱ ከኣ ኣብቲ ንስርዓት ደርጊ ካብ1977 ክሳብ 1989 ዝተዋህበ ወተሃደራዊ ደገፍ ዘተኮረ ኢዩ።። እዚ ኣብቶም ኣገደስቲ ዛዕባታት ብምትር። ካብ ጀርመን ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመ መጽሓፍ። ዘብርሃልና። ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰገሮም ኣዝዮም ከበድቲ ብድሆታት ከምዝነበሩ ኢዮም Read more

Foreign Ministry Spokesman Dismisses...

Asmara, 29 June 2011 – A spokesman of the Eritrean Foreign Ministry said that futile attempts on the part of the self-proclaimed so-called ‘monitoring group’ to gather allegations towards accusing Eritrea are but pure lies similar to the fairy tale of weapons of mass destruction. Read more

Minister Delivers President Isaias’...

Asmara, 29 June 2011 – The Minister of Energy and Mines, Mr. Ahmed Haji Ali, delivered a message from President Isaias Afwerki to President Michel Suleiman of Lebanon. The message focuses on enhancing Eritrean-Lebanon relations. Read more

ሚኒስተር ጽዓትን...


ሚስተር ጸዓትን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጂ ዓሊ፣ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘተኰረ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንፕረዚደንት ሊባኖስ ሚሸል ሱሌማን ኣረኪቡ።
ኣብቲ ርክብ፣ ክልቲኦም ወገናት፣ ዝምድና ኤርትራን ሊባኖስን ንምድንፋዕ ብዝምልከት ከምዝዘተዩ፣ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

ብዘይካ’ዚ ልኡኽ ኤርትራ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ነጂብ ሚጋቲ ብምርኻብ፣ ብምኽንያት ምቛም ሓድሽ መንግስቲ ሊባኖስ “ዮሃና” ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብጺሑ።
ሚኒስተር ጸዓትን መዓድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጂ ዓሊ ብተወሳኺ፣ ምስ ሊባኖሳዊ መዘናኡ ኣሰይድ ጅብራን ባሲል ተራኺቡ፣ ብዛዕባ ዝምድናታትን ምትሕብባርን ክልቲኡ ሚኒስትሪታት ተመያዪጡ።

***** ኣ.ዜ.ኤ. *****

70th Anniversary of the Founding of the PRC...

Eritrea participates at Global Aviation Security...

President Isaias receives South Sudan...

STATEMENT OF H.E. MR. OSMAN SALEH MOHAMMED...

Eritrea Signs its Second Country Programme...

Eritrea’s delegation meets President Salva Kiir