May 6, 2011

“ኣገልግሎታት ናብቲ ሰብ ዘለዎ’ምበር። ሰብ ናብቲ ኣገልግሎታት ክመጽእ የብሉን” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

“ኣገልግሎታት ናብቲ ሰብ ዘለዎ’ምበር። ሰብ ናብቲ
ኣገልግሎታት ክመጽእ የብሉን” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ። ንህሉው ዘቤታዊ ምዕባለታት፤ ንጥሙር ሃገራዊ ልምዓታዊ ዉጥንን ስትራተጅን ኤርትራ፤ ንፖለቲካዊ። ጸጥታውን ዲፕሎማስያውን ጉዳያት፤ ንዞባውን ኣህጉራውን ኩነታት ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ኸሲቱ ዘሎ ምዕባለታትን ኣመታቱ ኣብ ምድረ-ቤት ገፊሕ መቓንን ርሒብ ኩርናዕ ርእየትን ኣመልኪቱ። ምስ ማዕከናት ዜና ዉሽጢ ሃገር ሰፊሕ ቃለ-መሕተት ከካይድ ከምዝቐነየ ዝፍለጥ’ዩ፣ ካልኣይ ክፋሉ እንሆ።

Read the full report […]

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias

Seminar by President Isaias in Sawa

ኤርትራ፣ ምድረ ባሕሪ ናይ መወዳእታ ኽፋል ስደት...

Ethiopian Airlines to start operation

Ethiopian delegation expressed appreciation for...