May 9, 2011

“ንኢንዱስትሪ ቱሪዝም ከበጋግስ ዝኽእል ባይታ ተነጺፉ ኣሎ” ሚኒስተር ኣስካሉ

ኣብ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ’ዚ ዝሓለፈ 20 ናይ ናጽነት ዓመታት
ብዝተኻየደ ጻዕሪ። ንኢንዱስትሪ “ንኢንዱስትሪ ቱሪዝም ከበጋግስ ዝኽእል ባይታ ተነጺፉ ኣሎ” ሚኒስተር ኣስካሉ
ቱሪዝም ንምብግጋስ ዘኽእል ባይታ ተነጺፉ ምህላዉ። ሚኒስተር ኣስካሉ መንቆርዮስ ገሊጻ፣ ብምኽንያት’ቲ ካብ 7 ክሳብ 8 ግንቦት ኣብ ከተማ ከረን ዝቃናዕ ሲምፖዚዩም ሚኒስትሪ ቱሪዝም ኣብ ዘካየደቶ ቃለ-መሕትት። ሚኒስተር ኣስካሉ። ኣብ ምህናጽ ጽርግያታት። ወደባት። መዓርፎ
ብብጹእ ወቅዱስ ቀዳማዊ ዲዮስቆሮስ – ራብዓይ ፓትርያርክ

ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስያትን ኤርትራ ዝተመርሑ። ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ። ሊቃነ-ጳጳሳትን መእመናን ዝርከብዎም ነጋድያን። ካብ ኢዮሩሳለም ተመሊሶም፣ ኤርትራውያን መእመናን ብመንፈሳዊ ትምህርትን ቡራኬን ነፈርቲ። ህንጻ። ትሕተ-ቅርጺ። መራኸቢታት። ትካላት ወሃብቲን ኣገልግሎትን ካልእን ብዝተገብረ ወፍሪ ተረጋጊጹ ዘሎ ምዕባለ። ነታ ብጸጋታት ሃብታም ዝኾነት ኤርትራ ብበጻሕቲ ተባሃጊት ንኽትከውን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዘለዎ ኣረዲኣ፣ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራ ንበጻሕቲ ዝምስጥ ጸጋታት ከምዝርከብ ዘመልከተት ሚኒስተር

ኣስካሉ። ውሑስን ቀጻልነት ዘለዎን ምዕባለ ቱሪዝም ንምርግጋጽ ገዚፍ ወፍሪን ሓያል ጻዕሪን ዝሓትት ምዃኑ ጠቒሳ። ንዘሎና ቱሪዝማዊ ጸጋታት ብዝግባእ ብምምዝማዝ
ተራኡ ኣብ ምጕልባት ቍጠባ ሃገርና ከምዝጻወት ንምግባር። ተሳትፎ ትካላትን ህዝብን ወሳኒ ምዃኑ ኣስሚራትሉ፣
ኤርትራ ካብ ብከላ ናጻ ዝኾነ ጽሩይ ገማግም ባሕሪ። መሳጢ ኣቀማምጣን ምቹእ ክሊማን። ጥንታውን ሓርነታውን ቅርስታት። ስነ- ካብ 1ይ ገጽ ዝቐጸለ

Joint Press Statement between Somalia and Eritrea

President Isaias departs for working visit to...

President Isaias holds talks with Vice Foreign...

President Isaias met and held talks with US...

Eritrean community festival in Riyadh

More diplomatic activities by Eritrean nationals...