April 7, 2013

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሃገረ ቐጠር ዘካየዶ ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሙ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሃገረ
ቐጠር ዘካየዶ ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሙ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሃገረ ቐጠር ዘካየዶ ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሙ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ 2 ሚያዝያ ኣብ ሃገረ ቐጠር ዘካየዶ ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሙ፣ ሎሚ 5 ሚያዝያ ፍርቂ መዓልቲ ተመሊሱ።
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ሃገረ ቐጠር ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ሼኽ ሓመድ ቢን ኸሊፋ ኣልሳኒ ብምርኻብ፣ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ዘተ ኣካዪዶም።

ኣብ’ቲ ኣብ ከተማ ኣደውሓ ዝተኻየደ ርክብ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሼኽ ሓመድን፣ ኣብ ምምዕባል ዝምድና ክልቲአን ሃገራት፣ ከምኡ’ውን ንክልተአን ሃገራት ዘገድስ ካልእ ጉዳያት ብሰፊሑ ተመያዪጦም።

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

President Isaias concludes official visit to...

Speech delivered by President Isaias Afwerki at...

Eritrea reopens embassy in Addis Ababa in fresh...

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias

Seminar by President Isaias in Sawa