January 25, 2012

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ሃገረ ቐጠር ተራኺቡ ዘትዩ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ሃገረ ቐጠር ተራኺቡ ዘትዩ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብ22 ጥሪ ኣብ ከተማ ኣ’ደውሓ ምስ ኣሚር ሃገረ ቐጠር ሼኽ ሓመድ ቢን ኸሊፋ ኣልሳኒ ተራኺቡ ዘትዩ፣

ክልተኦም መራሕቲ ኣብ ርክቦም። ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናን ዞባውን ኣህጉራውን ምዕባለታትን ብሰፊሑ ተዘራሪቦም፣

ብዘይካ’ዚ ፕረዚደንት ኢሳይያስ። ብ23 ጥሪ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ሃገረ ቐጠር ሼኽ ሓምድ ቢን ጃስም ቢንጀብር ርክብ ኣካዪዱ፣
ኣብ’ቲ ርክብ። ንኽልተኣዊ ዝምድናን ሓባራዊ ምትሕጋግዝን። ከምኡ’ዉን ንክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ጉዳያት ተመያዪጦም፣
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሃገረ ቐጠር ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ብሰንበት 22 ጥሪ’ዩ ናብታ ሃገር ገይሹ፣

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

President Isaias concludes official visit to...

Speech delivered by President Isaias Afwerki at...

Eritrea reopens embassy in Addis Ababa in fresh...

President Isaias arrives in Addis Ababa

State Lunch in honor of President Isaias

Seminar by President Isaias in Sawa