February 19, 2013

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ መልእኽቲ ፕረዚደንት ጫድ ተቐቢሉ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣
መልእኽቲ ፕረዚደንት ጫድ ተቐቢሉ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣  መልእኽቲ ፕረዚደንት ጫድ ተቐቢሉ።ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ጫድ እድሪስ ደቢ ዝለኣኾ ደብዳቤ፣ ሎሚ 18 ለካቲት ተቐቢሉ።

መልእኽቲ ፕረዚደንት እድሪስ ደቢ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ’ቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ኣብ እንጃሜና – ጫድ ዝካየድ ዋዕላ ‘ሓምላይ ቅናት ኣፍሪቃ’ ንኽሳተፍ ዕድመ ዘቕርብ’ዩ።

ኣብ’ቲ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዝተኻየደ ርክብ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ነቲ መልእኽቲ ሒዙ ዝመጸ ሚኒስተር ኣከባቢ ሪፓብሊክ ጫድ ሚስተር መሓመድ በሺር ኦኮርሚን፣ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ጫድን ብሰፊሑ ተመያዪጦም።

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

Senior delegation held talks with Rwandan...

Senior delegation attends sworn in ceremony of...

Funeral service of veteran fighters Brig. Gen....

National Council of Eritrean Americans (NCEA)...

Eritrean Sensation Aron Kifle and Awet Habte...

Eritrean Community festival in Eastern Canada