September 9, 2013

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ መራኸቢታት፡ ዕደና፡ ሃለኽቲ፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ዲፕሎማስን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ መራኸቢታት፡ ዕደና፡ ሃለኽቲ፡ ማሕበራዊ
ኣገልግሎታትን ዲፕሎማስን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ መራኸቢታት፡ ዕደና፡ ሃለኽቲ፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ዲፕሎማስን ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ መራኸቢታት፡ ኩነታት ዕደና፡ ንሃለኽቲ ዝግበር ድጎማ፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ዲፕሎማስን ኣተኲሩ ኣብ ካልኣይ ክፋል ናይቲ ብኤሪ-ቲቪ፡ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን መርበብ ሓበሬታ ኢስት-ኣፍሮን ብቐጥታ ዝተፈነወ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ዝርዝራዊ መብርሂ ሂቡ። ኣብቲ ንሓፈሻዊ ምዕባለን ስጉምን ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዝተኻየደን ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ዝተኻየደን ዝቕጽል ዘሎን ስርሓት ናይቲ ጽላት ጽቡቕ’ኳ እንተሰጎመ ኣብቲ ዝድለ ደረጃ ከምዘይበጽሐ፡ ኣዝዩ ስሉጥን ሰፊሕን መርበብ ወይ ስርዓት ክህሉ ብምጥቃስ፡ እቲ ዕዮ ፈተነታትን ብምጥቃስ፡ እቲ ዕዮ ፈተነታትን መጽናዕታትን ይካየደሉ ከምዘሎ፡ ፍልጠት ንምስግጋርን ብቕዓት ተመሃሮ ንምርግጋጽን ዘለዎ ኣበርክቶ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣብ ትምህርታዊ ንጥፈታት ናይ ሓበሬታ ቴክኖሎጂ ብዝለዓለ ንምትእትታው ከም ቀዳምነት
ተሰሪዑ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ይሰርሓሉ ተሰሪዑ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ይሰርሓሉ ከምዘሎ ኣብሪሁ።

Hadas Eritrea PDF

Eritrean community festival in Germany

President Isaias encourages national cycling team

Cabinet of Ministers holds meeting

Senior delegation holds talks with Chad President

Eritrean delegation participates at TICAD...

National Association of Public Health Founding...