February 15, 2012

ፕረዚደንት ኢሳይያስ። ወረቐት ስራሕ 10 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ። ወረቐት ስራሕ 10 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ፣

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ። ብ15 ለካቲት ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት። ወረቐት ስራሕ 10 ኣምባሳደራት ተቐቢሉ፣

እቶም ናይ ስራሕ ወረቓቕቶም ዘረከቡ ኣምባሳደራት፥

ኣምባሳደር ሃገረ እስራኤል ሚስተር ጉይ ፈልድማን፤

ኣምባሳደር ሪፓብሊክ ምስሪ ኣሰይድ ማሕሙድ ሓሰን ዓብደላ፤

ኣምባሳደር ሪፓብሊክ ሱዳን ሚስተር ማጅድ ዩስፍ ያሕያ፤

ኣምባሳደር ኖርወይ ሚስተር ባርድ ሆፕላንድ፤

ኣምባሳደር ሃገረ ቐጠር ኣሰይድ መሓመድ ቢን ዒሳ ኣልመናዕ፤

ኣምባሳደር ኤውሮጳዊ ሕብረት ሚስተር ማርሸል ጀርማን፤

ኣምባሳደር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣሰይድ ዓብደላ መጠር ኸሚሰ ኣልመዝሩዒ፤

ኣምባሳደር መክሲኮ ሚስተር ሉዊስ ሃቬር ካምፑዛኖ፤

ኣምባሳደር እስላማዊት ሪፓብሊክ ኢራን ሚስተር ጀዋድ ትርክ ዓባዲ፤

ከምኡ ድማ ኣምባሳደር ኢንዶነዥያ ዶክተር ሱድጃትሚኮ ማ እዮም፣

እቶም ኣምባሳደራት ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት። ዝምድናታት ሃገራቶም ምስ ኤርትራ ንምድንፋዕን እወታዊ ጽምዶ ንምክያደን ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም፣

****** ኣ.ዜ.ኤ ******

President Isaias Afwerki sends message of...

Witness of the most unique & fabulous...

Interview with President Isaias Afwerki: “No...

Eritrean Delegation Statement UNHRC 68th EXCOM...

Women Forum held in Manchester UK

Asmara’s Art Deco Buildings and the World...